
ኣብ ትግራይ ብዝነበረ ዘይምርግጋዕ ሰዒቡ ሓረስታይ ትግራይ ኣብ ፀገም ከምዘሎ ዝፍለጥ እዩ፤ እዚ ፀገም ንምፍታሕን ነቐፃሊ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅን ኣብናይ ሎሚ ክረምቲ ሓረስታይ ክሓርስን ኣቕርቦት ክቐርበሉን ግድን እዩ። እዚ ብዝምልከት እናተሰርሑ... Read more »

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብዛ ሃገር ዝፍጠሩ ዘለዉ ፀገማት ሰላምን ምርግጋእን መሰረታዊ ብዝኾነ መገዲ ንምፍታሕ ዘኽእሉ ስጉምትታት እናወሰደ ይርከብ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ንህወሓትን ሸኔን በግብረ ራዕዳዊነት ዝሰየሞም እንትኾን ፣ሓይሊ ዕማም... Read more »

ኣብ ክልልና ትግራይ ካብ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ጀሚሩ ብዝተፈጥረ ጎንፂ ምኽንያት ብርክት ዝበለ ሰብኣዊን ንዋታውን ዕንወት ከምዝበፅሐ ይፍለጥ። ሞት ወገናት፣ ጉድኣት ኣካል፣ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት፣ ምምዝባልን ልዑል ጉድኣት ስነ-ልቦናን ስነኣእምሮን፣ ብኽነትን... Read more »

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መዓርግ፣ ኣርማ፣ ደንቢ ክዳንን ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢን ህንፀት ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ባሕረኛን ኣብ ቢሾፍቱ ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ እዋን ‹‹ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግንባር ፈጢሮም... Read more »

ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል ማሕበራዊ ቕልውላው ተፈጢሩ እዩ።ብሚሊዮን ዝቑፀሩ ዜጋታት ተመዛቢሎምን ተፀበይቲ ሓገዝ ኮይኖም እዮም። ቐፃሊ እዋን ክራማት ስለዝኾነ ደማ ዝተመዛበለ ሓረስታይ ናብ መረበቱ ተመሊሱ ንክሓርስን በዝተፈላለየ... Read more »

ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ውሑዳት ሰሙናት ከምዘተረፍዎ ዝፍለጥ እዩ። ጣብያ መረፃታት ብምኽንያት ኩነታት ፀጥታ ሙሉእ ብሙሉእ ክኽፈት ኣይካኣለን ፣ምዝገባ መረፅቲ ‘ውን ብዝተደለየ መገዲ ብዘይምኻዱ ኣብ ዝሓለፈ ቦርድ መረፃ ምስ ተናሓናሕቲ ፓርቲ ኣብ... Read more »

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ ሚኒስቴር ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዋና መተሓባበሪ ስራሕቲ ህንፀት፤ ሌተናል ጄነራል ባጫ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ጋዜጣዊ መግለፂ ሂቦም ነይሮም። እቶም ሌተናል ጄነራል ኣብ መግለፂኦም ኣብ ሸሞንተ... Read more »
መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ ታሪኽ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ደቂ ኣንስትዮ ብዝተፈላለየ ኣተሓሳስባ ፖለቲካ ተወዲበን ይንቀሳቐሳ ነይረን። ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብተለምዶ ፖለቲካ እንትላዓል ደቂ ተባዕትዮ ዝሳተፉልን ዝፍለጥሉ ኣጋጣሚ እንተሃለወ’ውን ደቂ ኣንስትዮ ብዙሕ ዝተጋደላን ማዕረ ደቂ... Read more »