ራዕዳዊ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ከቢድ ክሳራ ዘብፅሐ ምዃኑ ተገሊፁ-ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ

 ኣዲስ ኣበባ፡- ግብረ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ህዝባዊ ባህሪ ዘይብሉን ንህዝቢ ትግራይ ከቢድ ክሳራ ዘብፅሐ ውድብ’ዩ ክብሉ ሓላፊ ርክብ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ገሊፆም። ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ንትካል... Read more »

ራዕዳዊ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ሞት’ምበር ረብሓ ከምዘየምፀአሉ ተገሊፁ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣዲስ ኣበባ፡-፤ራዕዳዊ ህወሓት ንህዝቢ ትግራይ ሞትን መቕዘፍትን’ምበር ረብሓ ከምዘየምፀአሉ ኣብ ትግራይ ዴሞክራሲ ፓርቲ(ትዴፓ) ሓላፊ ክፍሊ ፖለቲካ ኣይተ ሓጎስ ግደይ ገሊፆም ። ኣይተ ሓጎስ ግደይ ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብ ዝገበርዎ ቃለ... Read more »

ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኮሶ ኸቢድ ኣፅዋር ኣብ ሓደ ገዛ ሸውዓተ ሰባት ቐቲሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ብዝተኮሶ ኸቢድ ኣፅዋር ኣብ ከተማ ሃይቅ ኣብ ሓደ ገዛ ካብ መንጎ ተሓቢኦም ዝነበሩ 16 ንፁሃት ዜጋታት ሸውዓተ ሰባት ከምዝተቐተሉ ካፍቲ መጥቃዕቲ ዝተረፉ መሰኻኽር ዓይኒ ስድራ መወቲ ገሊፆም።... Read more »

‹‹ሓደሽቲ ኣባላት ካቢኔ ምጥፋእ ስርቕን ልመናን ከም ዋና ተልእኾ ገይሮም ክወስድዎ ይግባእ››-ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ሓደሽቲ ኣባላት ካብኔ ስርቕን ልመናን ምጥፋእ ከም ዋና ተልእኾ ገይሮም ክወስድዎ ከም ዝግበኦም ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣተሓሳሲቦም። ምኽንያቱ ስርቕን ልመናን እናሃለወ ኢትዮጵያ ርእሳ ክተቕንዕ ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር... Read more »

ምስላታት

 ትርሓስ ፍቃዱ  ምስላታት መስትያት ናይቲ ዝነብሮም ሕብረተ- ሰብ ኢዮም።ምስላታት ኣኪብካ ክትምርምሮም ኣብ እትጅምረሉ ግዜ መኣስ ግዜን ኣብ ከመይ ዝበለ ኵነታትን ፈሊሞም ክትፈልጦም ብዙሕ መፅናዕቲ ዝሓትትን ዝተሓላለኸን ድኣ ክኸውን ይኽእል’ምበርኣብቲ ዝበቘልሉ እዋን ዝነበረ... Read more »

ወጋሕታ 7 ሚያዝያ 2013 ዓ.ም

Read more »