
ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ):-ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመርን ኣፈፃሚት ጉዳይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ትሬሲ ኣን ጃኮብሰንን ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ምስ ዝመደቦም ጉጅለ ክትትል ከይዲ ሰላም ኣብ ኢትዮጵያ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ሓምለዋይ ዓሻራ ፈልሲ ካብ ምትካል ሓሊፉ መማረፅታት ኢኮኖሚ ብምስፋሕ ንመፃኢ ወለዶ ዝበልፀገት ኢትዮጵያ ንምውራስ ዘለና ፅኑዕ ድልየት ዘርኢ ምዃኑ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም... Read more »
ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ዝጣየሽ ጊዚያዊ ምምሕዳር ብዲሞክራሲያዊ መገዲ ኹሉ ዘሳተፈ ክኸውን ከም ዝግባእ ኣቦ ወንበር ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) ዶክተር አረጋዊ በርሀ ገሊፆም። ዶክተር አረጋዊ ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ከም ዝበልዎ፤ እቲ... Read more »

• ከተማታት ትግራይ ሓራ ምውፃአን ንህዝቢ ትግራይ ዓብይ ተስፋ ‘ዩ ኣዲስ ኣበባ፡- ሰላም ክሰፍን እንተኾይኑ ራዕዳዊ ጉጅለ ህወሓት ገበነኛ ሓይሊ ስለ ዝኾነ ዕጥቑ ክፈትሕ ኣለዎ ክብሉ ኣብ ከፍለ ከተማ ኣራዳ ወረዳ ክልተ... Read more »

• መፅሓፍ ‹‹የተካደው ሰሜን እዝ›› ንንባብ በቒዑ ኣዲስ ኣበባ፡- ዝኾነ ደራሲ ኣብ ኢድ ፀላኢ ኾይኑ ክፅሕፍ ኣይኽእልን፤ደራሲ መፅሓፍ ‹‹የተካደው ሰሜን እዝ(ዝተክሓደ እዚ ሰሜን)›› ግና ነዚ ገይርዎ ‘ዩ ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ... Read more »

• ትዴፓ ጉባኤ ከካይድ ከምዘይኽእል ኣፍሊጡ ኣዲስ ኣበባ፡- ፓርቲ ብልፅግና ዘካየዶ ጉባኤ ንቐፃሊ ናብ ዝሓሸ ደረጃ ዘሰጋግር ስጉምቲ ‘ዩ ክብሉ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትግራይ ዲሞክራስያዊ ፓርቲ(ትዴፓ) ኣይተ ተሻለ ንጉሰ ገሊፆም፡፡ ብሄራዊ ቦርድ... Read more »