ሽልማት ኣባላት ጋንታ ዋልያ

ሓገራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ (ዋልያ) ንመበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ካሜሮን ምሕላፍም ተኸቲሉ ብኮምሽን ስፖርትን ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ሃዋሳ ሌዊ ሪዞርት ኣብ ዝተኻየደ ስነስርዓት ኣፍልጦን መበራታትዒ ሽልማት ተዋሂቦም እዮም። ኮምሽን... Read more »

ጋንታ ፋሲል ከነማ ናይዚ ዓመት ሻምፒዮን

እግሪ ኩዕሶ ጉጅለ ፋሲል ከነማ 2013 ዓ.ም ቤትኪንግ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ሻምፕዮን ከምዝኾነ ኣረጋጊፁ።ኢትዮጵያ ቡና ምስ ወላይታ ኣብ ዝገበሮ ንሕንሕ ብማዓረ ውፅኢት ምዝዛሙ ስዒቡ ጋንታ ፋሲል ዝተረፉ ኣርባዕተ ፀወታት እናሃለውዎ ናይዚ ሊግ... Read more »

ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣብ ፀዋታ ቤትኪንግ ፕሪሜር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ ፋሲል ከነማ ዓወት ብምምዝጋብ ናብ ሻምፒዮና ትገብሮ ጉዕዞ ኣጠናኺራ፡፡ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ንዋንጫ ኣፍሪካ ንዝሓለፉ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ 6 ሚሊየን... Read more »

ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ (ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣብ ኦሎምፒክ ቶክዮ ብጉያ ማራቶን ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ንምምራፅ መፃረዪ ውድድር ተኻይዱ። ፌዴሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ዘዳለዎ እቲ መፃረዪ ውድድር፥ ኣብ ከተማ ሰበታ ተኻይዱ ኣሎ። እቲ መፃረዪ ውድድር... Read more »

ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማን መከላከያን ናብ ፕሪሜርሊግ ምምላሰን ኣረጋጊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ጋንታታት ኣርባምንጭ ከተማን መከላከያን ናብ ቤትኪንግ ፕሪሜርሊግ ኢትዮጵያ ምምላሰን ኣረጋጊፀን። ኣብ ላዕለዋይ ሊግ ምድብ ‹‹ሐ›› እናተወዳደረት ትርከብ ጋንታ ኣርባምንጭ ከተማ፣ መበል 21 ሰሙን ፀወታኣ ቅድሚ ምክያዳ ኣብ ካልኣይ ደረጃ ትርከብ... Read more »

ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ተዓዊቱ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኣብ መበል 50 ሻምፒዮና ኣትሌትክስ ኢትዮጵያ ብደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ሓፈሻዊ ድምር ውፅኢት ቐዳማይ ብርኪ ብምሓዝ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ፅዋዕ ሰዓራይ ኾይኑ፡፡ መከላከያን ክልል ኦሮምያን ድማ ካልኣይን ሳልሳይን ብርኪ ሒዞም... Read more »

ወጋሕታ ጋዜጣ

ወጋሕታ ጋዜጣ Read more »