ብምኽንያት በዓል ወሰኽ ዋጋ ከይህሉ እኹል ምድላው ተገይሩ ኣሎ

አዲስ ኣበባ፡- ብምኽንያት በዓል ወሰኽ ዋጋ ከይህሉ እኹል ምድላው ስለተገበረ ሕፅረት ቐረብ ይኹን ወሰኽ ዋጋ ዕዳጋ ከምዘየለ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ከተማ መቐለ ገሊፁ፡፡ ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን... Read more »

ሕብረት ባዛርን ኤግዚብሽንን ካብ ቁጠባዊ ምንቕቓሕ ብዝዘለለ ርክብ ህዝብታት ዘጣናኽር ‘ዩ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ዝተኻየደ ሕብረት ባዛርን ኤግዚብሽንን ካብ ቁጠባዊ ምንቕቓሕ ብዝዘለለ ርክብ ህዝብታት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ግደ ከምዘለዎ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፆም። ጀነራል ፃድቃን... Read more »

ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር እዚ ዓመት እኹል ቅድመ ምድላው ከምዝተገበረ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ምድላው ቅድመ ምድላው ሓምለዋይ ኣሰርን ቀፀልቲ ኣንፈታት ስራሕን 2016 ዓ.ም ምስ ዓብዪ ብሄራዊ ኮሚቴ... Read more »

 ኣብ ኢትዮጵያ ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል 10 ሚሊየን ሄክታር ከምዘሎ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡-ኣብ ኢትዮጵያ 10 ሚሊየን ሄክታር ብመስኖ ክለምዕ ዝኽእል መሬት ከምዘለዋ ብመፅናዕቲ ከምዝተፈለየ ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣፍሊጡ፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣፈፃፅማ ትልሚ ትሽዓተ... Read more »

ፅገና መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ የውሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ኣብ መወዳእታኣ ወርሒ ጉንበት ከምዝዛዘም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ስራሕቲ ፅገና መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ የውሃንስ ራብዓይ ኣኽሱም ኣብ መወዳእታኣ ወርሒ ጉንበት 2016 ዓ.ም ተዛዚሙ ንስራሕ ድሉው ከምዝኸዉን ተገሊፁ። ሕዚ ከይዲ ፅገና እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ኣብ ዝሓሸ ብርኪ ከምዝርከብ ምክትል... Read more »

ኣብ መሬትን ማኣድንን ሰፊሕ ዘይሕጋውነትን ውራ ይረአ ስለዘሎ ዝተዋደደ ርብርብ ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ መሬትን ማኣድንን ሰፊሕ ዘይሕጋውነትን ውራን ይረአ ስለዘሎ ዝተዋደደ ርብርብ ከምዘድሊ ቢሮ መሬትን ማዓድንን ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ቢሮ ብርክት ዝበሉ ሓላፍነት ዘለዉዎ ኮይኑ ብፍላይ ኣብ ክልተ ቀንዲ ሃፍቲ ትግራይ ዝኾኑ... Read more »

 ኢትዮጵያ ብሂብካ ምቕባል መትከል ተጠቃሚት ኣፍ ደገ ባሕሪ እትኾነሉ መገዲ ምጥንኻር ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ፡-ኢትዮጵያ ሂብካ ብምቕባል መትከል ተጠቃሚት ኣፍ ደገ ባሕሪ እትኾነሉ መገዲ ምጥኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ፡፡ ኣብ ዩኒቨርሲቲ መደወላቡ ‹‹ መውፅኢ ባሕርን ኢትዮጵያን›› ብዝብል ርእሲ መድረኽ ፓናል እንትካየድ ናይቲ ዩኒቨርሲቲ ኣካዳሚ ፣ምርምር ፣ ግልጋሎት... Read more »

ነዳድን በዓልን ምኽንያት ብምግባር ስርዓት ትራንስፖርት ኣብ ልዕሊ ዝጥሕሳ ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ክውሰድ ‘ዩ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ክልል ትግራይ ነዳድን በዓልን ምኽንያት ብምግባር ስርዓት ትራንስፖርት ኣብ ልዕሊ ዝጥሕሳ ተሽከርከርቲ ግቡእ ስጉምቲ ከምዝውሰድ ተገሊፁ። እዚ ዝተገለፀ ምልሕላሕ ቁፅፅር ዝወለዶ ዘጋጥም ዘሎ ምጉልእላእ ህዝቢ ኣመልኪቱ ቢሮ ትራንስፖርትን መራኸብን፣... Read more »

ልጓም ዘድልዮ ምስፍሕፋሕ ናይ ፅልኢ ዘረባ

ዜና ትንታነ ኣዲስ ኣበባ:- ግልጋሎት ማሕበራዊ ሚድያ ዝህቡ ትካላት ዘረባ ፅልኢ፣ ጎንፂ ዘለዓዕሉን ረብሓ ሃገር ዝጎድኡን ትሕዝቶታት ንኸይዝርግሑ እንተተደንገገ ‘ውን ክንድቲ ዝግብኦ ልክዕ ተፈፃሚ ክገብሩ ከምዘይኸኣሉ ይግለፅ። በዚ ‘ውን ዘረባ ፅልኢ ካብ... Read more »

 ንኣዲስ ኣበባ ዝምጥን ልምዓት

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ጎዳና ኣዲስ ኣበባ ሰብ ሞያ ህንፀት መንገዲ ኣብ ስራሕ ተፀሚዶም ‘ዮም፡፡ ልምዓት ኮሪደር እናተፋጠነ ‘ዩ፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ልምዓት ኮሪደር መልክዕ እታ ከተማ ካብ ምሕላው ብዝፋለፈ... Read more »