ልዕሊ 61 ሽሕ ነበር ዕጡቓት ናብ ሕብረተሰቦም ተሓዊሶም

ኣብ ዝሓለፉ እዋናት ልዕሊ 61 ሽሕ ነበር ዕጡቓት ስልጠና ተሃድሶ ወሲዶም ናብ ሕብረተሰቦም ከምዝተሓወሱ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ምስ መንግስቲ ስዊድን ብምትሕብባር ካብ ክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ዓፋርን ቤኒሻንጉል ጉሙዝን... Read more »

 ‹‹ኲናት ብውሑድ ክሳራ ብዓወት ዝወፅእ ሰራዊት ይህነፅ ኣሎ›› – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፡- ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ውግእ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኲናት እንተይተዋገአ ብርሑቑ ዘትርፍን ብውሑድ ክሳራ ብዓወት ዝወፅእ ሰራዊት ይህነፅ ኣሎ ኢሎም። ዋር ኮሌጅ ምክልኻል ብስሩዕ ኮርስ ዘሰልጠኖም ላዕለዎት መኮንናት ፊልድ... Read more »

መንግስቲ ዝተመዛበሉ ንምምላስ ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- መንግስቲ ፌዴራል ኣብ ትግራይ ዝተመዛበሉ ናብ መረበቶም ንምምላስ ሚእቲ ፐርሰንት ድልው ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ብዝተኽኣለ ዓቅሚ ኵናት ንምትራፍ ትዕግስቲ ይገብር ከምዘሎ ‘ውን ሓቢሮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ... Read more »

ኣፍደገ ባሕሪ ንኢትዮጵያ ኦክስጅን ‘ዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣፍደገ ባሕሪ ንኢትዮጵያ ኦክስጅን ‘ዩ፤ ብዘይ ኣፍደገ ባሕሪ ከትነብር ስለዘይትኽእል እዚ ሕቶ እዚ ናብ ድርድር ዝቀርብ ጉዳይ ኣይኮነን ክብሉ ፖለቲከኛ ስዩም ዮሃንስ ገሊፆም። ፖለቲከኛ ስዩም ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ ኣብዝነበሮም ፃንሒት... Read more »

 ኣንፃር ረብሓ ህዝቢ ንዝንቀሳቀሱ ስርዓት ንምትሓዝ ምቅላስ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኩሎም ፀገማት ብሰላም ጥራሕ ንክፍትሑን ኣንፃር ረብሓ ህዝቢ ንዝንቀሳቀሱ ሓይልታት ድማ ስርዓት ንክሕዙን ብዝለዓለ ምቅላስ ከምዝግባእ ዋና ፀሓፊ ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲ (ትዴፓ)ኣይተ ሙሉብርሃን ሃይለ ገሊፆም። ኣይተ ሙሉብርሃን ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ... Read more »

 መራኸብቲ ሓፋሽ ሚዛናዊ ዝኾነ ስራሕ ከሳልጡ ከምዘለዎም ተገሊፁ – መንግስቲ ሚድያ ንምጥንኻር ደገፍ ከምዝገብር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፡- መራኸብቲ ሓፋሽ ዓወታት መንግስቲ ጥራሕ ዘይኮነስ ድኽመታት ‘ውን ፈሊኻ ብምውፃእ ሚዛናዊ ዝኾነ ስራሕ ከሳልጡ ከምዘለዎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። መንግስቲ ሚድያ ንምጥንኻር ደገፍ ከምዝገብር ‘ውን ሓቢሮም። እቶም ቀዳማይ... Read more »

ግደ መምህራን ተምሃሮ ብምምሃር ጥራሕ ዝውሰን ኣይኮነን

አዲስ አበባ፡- ግደ መምህራን ተምሃሮ ብምምሃር ጥራሕ ዝውሰን ዘይኮነስ፤ ሃገራዊ ሰላም ኣብ ምስፋን፣ ምህርትን መፍረያይነት ንምዕባይን ዝተጀመረ ሃገራዊ ዘተ ሽትኡ ንምብፃሕ ኣድላይ ሓገዝ ክገብሩ ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ድኻም... Read more »

 ቻይና ንምህርትታት ኣፍሪካ ካብ ቐረፅ ናፃ ክትገብር ‘ያ

ዜና ጠዓሞት ቻይና ንምህርትታት ኣፍሪካ ካብ ቐረፅ ናፃ ክትገብር ‘ያ ቻይና ካብ 53 ሃገራት ኣፍሪካ ተእትዎም ምህርትታት ምሉእ ብምሉእ ካብ ቐረፅ ናፃ ንምግባር ድልውቲ ምዃና ኣብ ኣኼባ ቻይና-ኣፍሪካ ኣፍሊጣ። ቕድሚ ሕዚ ካብ... Read more »

ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ንምፍጣር ብትኹረት ከምተሰርሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፡- ንፓርቲታት ተቃዋሚ ገይሩ ካብ ምርኣይ ሕጋዊ ተናሓናሕቲ ገይሩ ብምትእንጋድ ዲሞክራሲያዊ ሃዋህው ንምፍጣር ብትኹረት ተሰሪሑ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ምስ ኣመራርሓ ተነሓናሕቲ ፓርቲታት... Read more »

 6 ነጥቢ 8 ጊጋዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምፍልፋል ከምዝኸኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ጥራይ ምዝዛም ህንፀት ግድብ ኣባይን ምጅማር ኣገልግሎት ተርባይናትን ሓዊሱ 6 ነጥቢ 8 ጊጋዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ምፍልፋል ከምዝተኸኣለ ሚኒስትሪ ማይን ኢነርጂን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ኢንጂነር ሃብታሙ... Read more »