
ኣዲስ ኣበባ፡- ብምኽንያት ኵናት ዝተጎድአ ማሕበረሰብ ንምሕጋዝ ዘኽእል ስራሕ እናሰርሐ ከም ዝርከብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ቤት ፅሕፈት ጨንፈር ክልል ትግራይ ኣይተ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ:- ሓለሓሊፉ ምስ ዝህልው ተደጋጋሚ ዝኾነ ከቢድ ማይ ተተሓሒዙ ንውሕጅ ተቓላዕቲ ኣብ ዝኾኑ ተፋሰሳት፣ ከባቢታት ገጠርን ከትርማን ቕፅበታዊ ውሕጅ፣ ምምላእ ሩባታትን ከስዕብ ይኽእል ‘ዩ ክብል ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ... Read more »
ዜና ጠዓሞት ምድላው ምላሽ ክረምታዊ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ኣብ እዋን ክረምቲ ንዘጋጥሙ ሃንደበታዊ ሓደጋታት ምላሽ ንምሃብ እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽናት ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ፌደራል ገሊፁ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ብመሰረት ዓለምለኸ ሕጊን ምስ ጎረባብቲ ሃገራት ብዝግበር ምኽክርን ክሳብ ዝተሰራሕ ሕቶ ኣፍደገ ባሕሪ ኢትዮጵያ ግቡእን ሕጋውን ‘ዩ ክብሉ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያን ቀዋሚ ወኪል እታ ሃገር ኣብ ሕብረት ኣፍሪካን ኣሌክሲስ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡– ምዝዛም ግድብ ሩባ ኣባይ ንምጅማር ሓደሽቲ ፕሮጀክታት በሪ ዝኸፍት ‘ዩ ክብል ቤት ፅሕፈት መተሓባበሪ ዓብይ ግድብ ሕዳሰ ኢትዮጵያ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣረጋዊ በርሀ (ዶ/ር) ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ከም... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡–ኢትዮጵያ መፍረያይነት ብምዕባይ ሉኣላዊነት ምግቢ ንምርግጋፅ ብርክት ዝበሉ ኢንሼቲቫት ብምቕራፅ ውፅኢታዊ ስራሕቲ እናሳለጠት ከምትርከብ ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ ማንደፍሮ ንጉሴ(ዶ/ር) ገሊፆም። ግልጋሎት ዜና ኢትዮጵያ ምስ ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ግብርና ኢትዮጵያ... Read more »

ሓተታ ዜና ሚኒስቴር ሕርሻ ሎሚ ዓመት ንተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ውሽጢ ልዕሊ 2 ሚሊየን ሄክታር መሬት ክሽፍን ዝኽእሉ 750 ሺሕ ዝኾኑ ጂኦግራፊያዊ ቦታታት ምርካቦም ገሊፁ ኣሎ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ሓለዋ ልምዓት፣ ሃፍቲ... Read more »

ትንታነ ዜና በጀት ፌደራል መንግስቲ 2018 ዓ/ም ብቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ሓደ ነጥቢ ትሽዓተ ትሪልዮን ብር ኮይኑ ፀዲቑ ‘ዩ። ካብ በጀት 2018 ሓደ ነጥቢ ክልተ ትሪልዮን ብር ንስሩዕ ወፃኢታት፣ 415 ቢልዮን ብር... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡– ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2017 ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ካብ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ኢኮኖሚ ብጣዕሚ ዝለዓለ ‘ዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ናይ በጀት ዓመት 2018 ዝተማልአ ገምጋም... Read more »

አዲስ አበባ፡– መንግስቲ ፌደራል ብቀጥታ ምስ ህዝቢ ትግራይ ተራኺቡ ፀገማት ክሰምዕን ክፈትሕን ይግባእ ክብሉ ዘዘራረብናዮም ነበርቲ ከተማ መቐለ ገሊፆም:: ነባሪት ከተማ መቐለን ሰራሕተኛ መንግስትን ዝኾነት መንእሰይ በረከት ተዓረ ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ከምዝገለፀቶ፤ሐዚ... Read more »