ርኽክብ ‹‹ባሊ›› ኣብ ጎጂ ኦሮሞ

ኢትዮጵያ ብዙሕ ባህሊ፣ ታሪኽ፣ ተፈጥሮን ቅርሲ ካብ ዘለዎን ሃገራት ሓንቲ ኾይና ትርከብ ። ኾይኑ ግና እዚኦም ብዝድለ መጠን ናይ ምፍላጥን ምልማዕን ካብዚ ሃፍቲ ተረባሕነት ምርግጋፅ ኸዚ ‘ውን ከምዘይዓበየ ዝእመን ‘ዩ። ሃገርና ንዓለም ብኪነጥበብ ፣ብባህሊ ፣ብተፈጥሮ ፣ ብኪነ ህንፃን ስነ ፅሑፍን ፍልጠት እናርከተት ከምዝኾነት ዝእመን ‘ዩ።

ካብዚ ከም ፅቡቕ መርኣያ ዝኾኑ ነባራት ዓሻራ ስልጣኔ ‘ዮም። ኢትዮጵያ ዘይድህሰሱን ዝድህሰሱን ብቕርስነት ተመዝጊቦም ዝርከቡ ባህላዊ ታሪካውን ተፈጥራውን ሃፍትታት ፣ ውፅኢት ስነ ፅሑፍ ፣ መግለፅታት ዲሞክራሲ ዝተፈላለዩ እሴታት ንዓለም ኣበርኪታ ‘ያ።

ነዚ ዓብይ መርኣያ ድማ ኣብ ማሕበረሰብ ኦሮሞ ዓብይ ስፋራ ዝዋሃቦ ስርዓት ገዳ ሓደ ‘ዩ። እቲ ስርዓት ኣብቲ ማሕበረሰብ ንነዊሕ እዋን ዝፀንሐ ዲሞክራሲያዊ ናይ ስልጣን ርክክብ ባህሊ’ዩ። ስርዓት ገዳ ብማሕበረሰብ ኦሮሞ ናይ ነፃነት ፣ምክብባር ፣ ዓበይቲ ዓዲ(ሽማግለታት) ናይ ምድማፅ ከምኡ ‘ውን ሕግን ሕግታትን ከይተጥሓሱ ናይ ምኽባር መግለፂ ተገይሩ ዝውሰድ እሴት ከምዝኾነ ዘመላኽተና ‘ዩ።

ብባህሊ ኦሮሞ መሰረት ታሪኻት እንትላዓሉ ኹልግዜ ስርዓት ገዳን ሓቢሩ ዝለዓል ‘ዩ። ስርዓት ገዳ ሰላማዊ ናይ ስልጣን ስግግር ካብ ዝግበረሎም ኣብ ዓለም ካብ ትኹረት ዝስሕቡ ባህላዊ ስርዓት ምምሕዳር እቲ ሓደ ከምዝኾነ ዝግለፅ ‘ዩ። በዚ ስርዓት መሰረት ናይ ሓደ ኣባ ገዳ ስልጣን ዘመን ብሸሞንተ ዓመት ዝተገደበ እንትኾን ፣ንቐፃሊ ስልጣን ኣባ ገዳ ዝዋሃቦ ድማ ብምምርራቕ ‘ዩ ዝኾን።

እዚ ስዒቡ ድማ ብመሰረት ስርዓት ገዳ በቢ ሸሞንተ ዓመቱ ዝካየድ መበል 75 ርኽክብ ስልጣን ኣባገዳታት ጉጂ ኣብ ቀረባ ከተማ ኣዶላ ኣብ ሚኤ ቢኮ ኣርዳ ጂላ ዝተብሃለ ቦታ ተኻይዱ ‘ዩ። ብመሰረት እቲ ርኽክብ ‘ውን ኣባገዳ ሃርሙፋ ንኣባገዳ ሮበሌ ስልጣን ዘረከቡ እንትኸውን፤ ቅድም ክብል ኣባገዳ ጉጂ ዝነበሩ ኣባገዳ ጂሎ ማንዶ ነቶም ሓዱሽ ዝተሾሙን ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ነቲ ስርዓት ብዋናነት ዘመሓድሩን ኣባገዳ ጃርሶ ኡጎ ስልጣን ኣረኪቦም ‘ዮም ።

ብመሰረት ሕጊ ኣመሓዳድራ ኣባገዳታት ጉጂ ሓደ ኣባገዳ ካብ ዝተሾመሉ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ኩሉ ጉጂን ጎረባብቲ ከባቢታት ‘ውን ሓዊሱ ሰላምን ምርግጋዕን ንክህልው፣ ዕርቂ ንኽወርድ፣ ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ እንሰሳት፣ ደንን ዝኣመሰሉ ንክሕለዉ፣ መርዓን ካልኦት መሰረታዊ መስተጋብራት ማሕበረሰብን ካብ ባህላዊ ስርዓት ኣፈንጊጦም ብባህሊ ባዕዳውያን ንኸይውሰዱ ግንዛበ ብምፍጣርን ንሕብረተሰብ ብምእማን ስራሕቲ ይሰርሑ።

ብጎጂ ኣባ ገዳታታ ስርዓት መሰረት ፣ ስልጣን ዘረክብ ብመዓር ፣ብጠስሚን ፀባን ብሓባር ብምብላዕ ‘ዩ እቲ ስግግር ዝግበር። በዚ መሰረት ድማ ንዝሓለፉ ሸሞንተ ንምስታፍ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዝተኻየደ ናይ ጃንሜዳ ኢንተርናሽናል ሃገር ኣቋራፂ ኣትሌታት ከምዝመረፀት ዝዝከር እንትኾን፤ ናይቲ ኣትሌት ጉጅለ ለገጣፎ ለገዳዲ ኣብ ዝርከብ ስለሺ ስህን ሆቴል ንክዓርፉ ብምግባር ኣብ ሱሉልታ ኸባቢ ምድላው እናገበረ ድሕሪ ምፅናሕ ናብ ቱኒስ ኣቅኒዑ ‘ዩ ።

ብቡዙሕ ተፈጥራውን ሰብ ሰራሕን መሰናኽል ኣትሌታት ዝፍተንሉ ሃገር ኣቋራፂ ውድድር ብዓለም ለኸ ብርኪ ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዝኾኑ ናይ ምብራቕ ኣፍሪካ ሃገራት ኢትዮጵያን ኬንያን ትፅቢት ከምዝተገበረሉ ተዓወቲ ኾይኖም ‘ዮም። ኬንያ 4ወርቂ፣ 3ብሩርን 2 ነሓስን ብሓፈሻ 9 ሜዳልያታት ብምስብሳብ ኣብ ሰንጠረዥ ብርኪ ቀዳማይቲ ብምዃን ዛዚማ ‘ያ።

ትሕቲ 20 ዓመት ብደቂ ኣንስትዮ ብ6 ኪሎሜትሮን ብደቂ ተባዕትዮን 8 ኪሎሜትር ፤ ብመናእሰይ 10 ኪሎሜትሮ ብደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ሕውስዋስ ሪሌ ፤ ካልኣይ ብርኪ ዝሓዘት ኢትዮጵያ ድማ ብውልቀን ጉጅለን 2 ወርቂ ፣ 5 ብሩርን 3 ነሓስን ብድምሩ 10 ሜዳልያታት ረኺባ ‘ያ ።

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ናይቲ ውድድር መጀመርያ ብመናእሰይ ደቂ ኣንስትዮ 6ኪሎ ሜትሮ ብዓወት ዝዛዛማ እንትኾና ፤ ካብ ሓደ ክሳብ ሓሙሽተ ዘሎ ብርኪ ብምሓዝ ብውልቀን ብጉጅለን ሜዳልያታት ፀራሪገን ወሲደን ‘የን ። ብመናእሰይ ደቂ ተባዕትዮ ድማ ብ8 ኪሎ ሜትሮ ኣትሌት ሓጎስ ‘ዮብ ንሜዳልያ ዝገበሮ ፉክክር ከይተሳኸዓሉ ራብዓይ ብርኪ ሒዚ ዛዚሙ ‘ዩ ።

ብደቂ ኣንስትዮ 10 ኪሎሜትሮ ውድድር ድማ ደጊቱ ኣዝመራ ሜዳልያ ነሓስ እንትትወስድ ኣንቺንኣሉ ደሴ ሓምሻይ ብርኪ ሒዛ ‘ያ። ናይ መወዳእታ ውድድር ናይ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ሕውስዋስ ሪሌ እንትኾን ኣትሌት ታደሰ ለሚ ፣ብርጉዴ ኣዱኛ ፣ኣድሃነ ካሕሳይን ዳዲ ዱቤ ካልኣይ ብርኪ ብምሓዝ ናይ መወዳእታ ብሩር ሜዳልያ ንኢትዮጵያ ከመዝግብ ክኢሉ ‘ዩ።

ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓ ንመጀመርያ እዋን ኣብ ኬንያ ዝተጀመረ ናይ ኣፍሪካ ሃገር ኣቋራፂ ቻምፒዮና ካብ ዓለም ለኸ ቻምፒዮናን መርሃ ግብሪ ምጥዕዓም ብዘይምኽኣሉ ንዓመታት ከይተኻየደ ምፅንሑ መረዳታታት ይሕብሩ። ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓ 2011 ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ኣዳላውነት ንኻልኣይ እዋን ተጀሚሩ በቢኽልተ ዓመቱ ንሓምሽተ ግዜ ተተኻየደ ‘ውን ፣ብዝተፈላለየ ፀገማት ምኽንያት ኣብ 2020ን 2022 ምክያድ ብዘይምኻኣሉ ተቋሪፁ ሎሚ ክካየድ ኽኢሉ ‘ዩ።

ዓመታት ኣባገዳ ጉጂ ብምዃን ዘገልገሉ ኣባ ገዳ ጂሎ ማንዶ ነቶም ሓዱሽ ኣባ ገዳ ርኽክብ ስልጣን “ባሊ” ተኻይዱ ‘ዩ። ብመሰረት ባህላዊ ስርዓት ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ ርኽክብ ስልጣን መበል 75 ‘ዩ። ኸይዲ ርኽክብ ስልጣን ኣባ ገዳን ተተካኢ ኣባገዳ ምምራፅን ኣዝዮም ምስጢራዊ ካብ ዝበሃሉ እቲ ሓደ እንትኸውን፤ እቲ ተተካኢ ኣባገዳ ዝፍለጥ ኣብቲ ናይ መወዳእታ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ ጥራሕ ‘ዩ።

ሰብ ምቕታልን ፀጥታ ምዝራግን ብፍፁም ተቐባልነት ዘይብሉ ‘ዩ። ጓል ኣንስተይቲ ኮነት ወዲ ተባዕታይ ካብ ባህሊ፣ ስርዓትን ንቡርን ዘፈንገጡ ዘረባታት፣ ፀርፍታት፣ መርገም፣ ንባህሊ ዝፃረሩ ኣካዳድናታት ተቐባልነት የብሎምን። ንመሬት ሓዊሱ ንተፈጥሮ ምጭቋን፣ እንስሳት ዘገዳም ምቕታል ኮነ ዝኾነ ይኹን ነብሲ ምጥፋእ ብመሰረት ድንጋገ ኣባገዳታት ዝተኸልከለ ‘ዩ።

እዞም ድንጋገታት ንዝቕፅሉ ሸሞንተ ዓመታት ተግባራዊ ዝግበሩ ‘ዮም። ኣባ ገዳታት ስለዝኽበሩ ዓቕሚ ብዝፈቐደ ናይቲ ኸባቢ ማሕበረሰብ ንኣባ ገዳታት ዝደለይዎ ውህብቶ ይህቡ ‘ዮም። ካብ ዝብላዕ ምግቢ ጀሚሮም ክሳብ ብዕራይ ብውህብቶ መልክዕ ዝቐርብ ‹‹ጉማታ›› ይባሃል። ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጣን ርክክብ እዋን ስልጣኖም ምሃብ ምውሳኖም እቲ ድንጋገ ብተደጋጋሚን ብሰፊሑ ንሕብረተሰብ ንክፍለጥ ኣዋጅ ይካየድ።

መሰረት ገብረዮሃንስ

ወጋሕታ 21 ለካቲት 2016 ዓ.ም

Recommended For You

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *