ንሰዓብቲ እምነት እስልምና ‹‹ዒድ ሙባረክ›› እናበልና ፤ዝተፈላለዩ ድርሳናት ታሪኽ፣ጥንታዊ ፅሑፋት ከምኡ’ውን ዝተፈላለየ መርበብ ሓበሬታታት ምርኣይ ሃይማኖት እስልምና ኣብ ኪነ ህንፃን ዜማን ዘበርከተቶ ስራሕቲ ጥበብ ክንድህስስ ኢና። መብዛሕትኦም ስራሕቲ ጥበብ መሰረቶም ሃይማኖት እዩ።ኪነ... Read more »

ኣብ ዓለምና ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት፤በገና ወይ ድማ ሃርፕ ዝበሃል መሳርሒ ዜማ እንተሃለወ’ውን ከከም ኹነታት እተን ሃገራት ቕርፁን ቑፅሪ ክሩ (ኣውታሩ) ዝተፈላለየ እዩ።ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ በገና ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ምስ ዝተጠቐሰ ዓይነት በገና... Read more »

ትርሓስ ፍቃዱ ሰላም መንበብቲ ዓምዲ ኪነጥበባት፤ከምቲ ኣብ ርእሲ ፅሑፍና ዝገለፅናዮ ስራሕቲ ኪነ ጥበብ ብፍላይ ድማ ሙዚቃ ኣብ ዓለም ንዘለዉ ሰባት መረዳድኢ ቋንቋን ስምዒቶም ብቐሊሉ ንምግላፅ ዝጥቀሙሉ ዓብዪ ህያብ እዩ፡፡ ሙዚቃ ቋንቋ ዓለም... Read more »