“ኣውሮፕላን ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣትው ጀሚሩ ካብ መንግስቲ ናብ መንግስቲ ምስ ውፃእ ውረዱ ተሻጊሩ ኣብዚ በፂሑ ኣሎ” -ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ፣ ዋና አዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ

መበል 88 በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ምኽንያት ብምግባር ናይ ሎሚ እዋናዊ ዓምድና ምስ ናይቲ ትካል ዋና አዛዚ ዝኾኑ ሌተናል ጀኔራል ይልማ መርዳሳ ካብ ዝተገበረ ቃለ መሕትት ዝተወሰነ ክፋሉ ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ... Read more »

 ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ብዙሕ ምምሕያሻት ተገይርሉ ተልእኽኡ ብብቕዓት እናተዋፀአ ይርከብ

ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ 1928 ዓ.ም ከም ዝተመስረተ ድርሳናት ይሕብሩ። ካብ 88 ዓመት ኣቑፂሩ ኣሎ፤ ድሕሪ ለውጢ ብዙሕ ምምሕያሻት ተገይርሉ ኣብዘተኣማምን ብርኪ ይርከብ። በቢ ዓመቱ ንምኽባር ‘ውን እናተሰርሐሉ መፂኡ ሎሚ ዘበን ክኽበር ጀሚሩ... Read more »

 ብዝሃነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት

ኣብ ሃገርና ብብርኪ ሃገር በቢዓመቱ ዝኽበሩ ዝተፈላለዩ ዓበይቲ ህዝባዊ በዓላት ከምዘለው ዝፍለጥ ‘ዩ። ካብቶም ብብርኪ ሃገር በቢተራ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ ከዓ በዓል መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ‘ዩ።... Read more »

 እቲ ሃገራዊ ምኽክር ዕውት እንተኾይኑ ከም ዓወት ዓድዋ ክዝከር ‘ዩ

ኢትዮጵያ ሐዚ ንዘጋጠምዋ ብድሆታት መሰረታዊ ምኽንያታት ብምልላይ ዘላቂ መፍትሒ ክትነድፍ ከምዘለዋ እናተዘረበ መፂኡ ‘ዩ። ከም ሃገር ዘጋጥሙ ብድሆታት ብዘላቂነት ንምፍታሕ ድማ ተመራፂ ብልሓት ሃገራዊ ምኽክር ምትግባር ምዃኑ ንብዙሓት ሰባት ዘረዳድአ ጉዳይ ‘ዩ።... Read more »

 ‹‹እንዛረቦን እንሰርሖን ኣብ ሃገርና ሰላምን ዕቤትን ንምንጋስ ‘ዩ›› -ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣብ 6ይ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ዘመን ስራሕ 3ይ ዓመት ኣብ መበል 4ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ካብ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብቅድሚ ትማሊ ምላሽን መብርህን ከምዝሃቡ... Read more »

 ‹‹መንግስቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ብዝኸኣሎ መጠን እናቕረበ ይርከብ›› -ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ግልጋሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ እዋናዊ ኩነታት ሃገርና ኣድሂቦም መግለፂ ከም ዝሃቡ ዝዝከር ‘ዩ:: ግልጋሎት መንግስቲ ኮሙኒኬሽን ሚኒስትር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ብፍላይ ኣብ ኩነታት ሰላም፣ ፀጥታ፣ ድርቅን... Read more »

 «ልዕሊ 120 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ሃገር ብዘይ በሪ ባሕሪ ትቐፅል ምባል ፍትሓዊ ኣይኮነን» -ተሓጋጋዚ ፕሮፌሰር ኣሕመድ ዘካርያ

ኢትዮጵያ ሓንቲ ካብተን በሪ ባሕሪ ዘይብለን ሃገራት ‘ያ። እታ ሃገር ብዘይ በሪ ባሕሪ ክትነብር ካብ እትጅምር ልዕሊ ርብዒ ዘመን ኮይኑዋ ኣሎ። ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ተፈልያ ክትኸድ ከላ ወደባት ዓሰብን ምፅዋዕን ሒዛ ብምኻዳ... Read more »

 ቑልፊ ጉዳይ እናኾነ ዝመፅእ ዘሎ ሕቶ በሪ ቐይሕ ባሕሪ

ሕቶ በሪ ቀይሕ ባሕሪ ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ኣብ ቀረባ እዋን እናዓበየ ይመፅእ ኣሎ። ኣብ ኢትዮጵያ እዋናዊ ዛዕባ ካብ ዝኾኑ ብቀዳምነት ካብ ዝፅርሑ ሓደ ኾይኑ’ ውን ይርከብ። ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ፣ ሙሁራንን ሚድያታትን ኣብዚ... Read more »

«በሪ ባሕሪ ንኢትዮጵያ ናይ ቅብጠት እንተይኮነስ ናይ ህልውና ጉዳይ ‘ዩ» -ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

 ናይ ሎሚ እዋናዊ ዛዕባና ኣብ ማይን ቀይሕ ባሕርን ኮይኑ ኢትዮጵያ ኣፍደገ ባሕሪ ዝትረኽበሉ ኣማራፂታት ንምንዳይ ኣብ ዝግበር ዘሎ ዘተታት ዝተፈላለዩ ሓሳባት እናተዋሳወሱ ይርክርቡ። እዚ ዛዕባ ካብ ላዕለዎት መራሕቲ መንግስቲ ሓዊሱ ሙሁራትን ኣምባሳደራትን... Read more »

‹‹ፍልልይና ከም ገይፂ ሓድነትና ድማ ከም ሓይሊን ዓቕምን ምጥቃም የድሊ›› -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ኣብዚ ሰሙን ተኻይዱ ‘ዩ። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብቲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ዝገበረኦ መደረ መንግስቲ ኩለመዳይ ምዕባለ ሃገርና ንምርግጋፅ ቅድሚ... Read more »