ደቂ ኣንስትዮ- ዓምዲ ሰላምን ህንፀትን ሃገር

ኣብ ታሪኽ ኢትዮጵያ ኽሳድና ኣቕኒዕና ክንኸይድ ዝገበራ ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ከምዘለዋ ዝፍለጥ ‘ዩ። ሐዚ ‘ውን ሃገር ብብቕዓት እናመርሓ ኹርዓት ሃገር ዝኾና ደቂ ኣንስትዮ ኣለዋ ‘የን ። ንኣንፃሩ ድማ ደቂ ኣንስትዮ ብምዃነን ጥራሕ... Read more »

ተራ እምኒ ኮይነን ዝተረፋ እምነ ኹርናዓት

ዓወት ኹናት ዓድዋ ተራ ዓወት ዘይኮነስ፤ ፍሉይን ዓለም ዘደመመን ዓወት ‘ዩ። ንፀዓዱ ምስዓር ኣይክኣልን ዝብል ዝፀንሐ እምነት ሰይሩ ኣብ ትሕቲ ሕሱም ባዕዳዊ መግዛእትን ባርነትን ዝነብሩ ውፁዓት ኩሎም ብፍላይ ድማ ንመላእ ፀለምቲ ህዝብታትን... Read more »

 ድርቒ ኣስዒብዎ ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ ግቡእ ፃዕሪ የድሊ

ድርቒ መብዛሕትኡ ግዜ ብሰንኪ ፅልዋ ለውጢ ነባሪ ኣየር ዝፍጠር ከምዝኾነ ሙሁራት ይዛረቡ:: ወዲሰብ ምስ ተፈጥሮ ዘለዎ ርክብ ኣዝዩ ዝጠበቐ ስለ ዝኾነ ንምንባር ክብል እፅዋት ንዝተፈላለዩ ነገራት ቖሪፁ ይጥቐም:: በዚ ኣቢሉ ምድረበዳ ስለ... Read more »

 ስምምዕነት ፕሪቶሪያን ውፅኢቱን

ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ከተማ ፕሪቶርያ ዝተገብረ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣብ ትግራይ ዓብዪ ናይ ሰላምን ዳግመ ህንፀት ተስፋ ከምተፈጠረ ዝፍለጥ ‘ዩ፡፡ ተበፂሑ ዘሎ ስምምዕነት ሰላም ዓብዪ ተስፋ ሒዙ ብምምፅኡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ብፍላይ ህዝቢ... Read more »

 ብተሳትፎ መላእ ኢትዮጵያውያን ዝተረኽበ ዓወት ዓድዋ

ዘለናሉ ወርሒ ለካቲት ኣብ ታሪኽ ሃገርና ብዓበይቲ ፍፃመታት ካብ ዝዝከራ ኣዋርሕ ሓንቲ ‘ያ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይከውንን። ወርሒ ለካቲት ኣብ ህዝብናን ሃገርናን ዓብይትን ደመቅትን ተዘክሮታትን ዘለዋን፤ ንናይ ኣይግዛእን ባሃሊነትን ዓወትን ተምሳሌት... Read more »

 ዘመናት ዘቑፀረ ዲፕሎማሲ

ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ኣሽሓት ዓመታት ዘቑፀረን ንግስተ ሳባ ናብ እስራኤል ዝገበረቶ መገሻ መሰረት ዝገበረን’ዮ። ካብዚ ግዜ ጀምሮ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ብዙሓት ላዕልን ታሕትን ሓሊፉ ኣሎ። ካብ ንግስተ ሳባ ጀሚሩ ክሳብ ሃፀይ ቴድሮስ ዝነበረ ዲፕሎማሲ... Read more »

 ዘፈር ቱሪዝም ትግራይ ኣብ ምንቅቃሕ ንረባረብ

ህዝቢ ትግራይ በቲ ዝነበረ ጎንፂ ምኽንያት ንዓመታት ገዝኡ ጋሻ ሓሪምዎን ብልዐለይ ስተየለይ ዝብል ናይ ትግራዋይ መግለፂ ተሸፊኑ ብኣንፃሩ ንዓርሱ በሊዑ ንምሕዳር ‘ውን ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ዓቐብ ኾይንዎ ከምዝፀንሐ ዝፍለጥ ‘ዩ። ከምዘይሓልፍ የለን... Read more »

 ምክልኻል ገበናት ቖላሕታ ክወሃቦም ይግባእ

ኣብ ትግራይ ድሕሪ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ድምፂ ጥይት እኳ ጠጠው እንተበለ ሌብነትን ዘረፋን ግና ተጣናኺሩ እናቐፀለ ይርከብ። ሓሓሊፉ ብሓይሊ ገንዘብ ንምዝራፍ ክበሃል ክሳብ ምጥፋእ ህይወት ሰብ እናጋጠመ ይርከብ። ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ... Read more »

ቱሪዝም ቐንዲ ፍልፍል ቁጠባ ንምግባር ልዑል ጠመተ ክዋሃቦ ይግባእ

ቱሪዝም ብትኽክል እንተተሰሪሕዎ ቐንዲ ፍልልፍ ቑጠባ ክኾኑ ካብ ዝኽእሉ ዘፈራት እቲ ሓደ ‘ዩ። ቕድሚኡ ግን ቱሪዝም ማለት እንታይ ማለት ‘ዩ ንዝብል ብተወሰነ መልክዑ ከንርኢ። ቱሪዝም ማለት ትልሚ ኣውፂእኻ ካብ ከባቢኻ ወፃኢ ንምዝንጋዕ... Read more »

ፀገም መነባብሮ ህዝቢ ዝቕረፍ ብስራሕ እምበር ኣኼባ ብምብዛሕ ኣይኮነን

ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ዘጋጠሞ ኩናትን ድርቕን ኣብ ከቢድ ኩነታት ይርከብ:: ንህዝቢ ዝሓስቡ ብቑዓት መራሕቲ ብዘይምርካቡ ተደራረብቲ ፀገማት በፂሖሞ ‘ዮም:: ቑፅሩ ዘይነዓቕ ህዝቢ ትግራይ ተፀባዪ ሓገዝ ኮይኑ ይርከብ:: ዝተጎሳቖለ ናብራ ይመርሕ ኣሎ:: ህዝቢ... Read more »