መበል 52 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

መበል 52 ውድድር ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ቅድሚ ትማሊ ዝተጀመረ እንትኾን ጋንታ ኣትሌትክስ ትግራይ’ውን ትሳተፍ ኣላ። እቲ ሻምፒዮና ቅድሚ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትጅመር ውድድራት ብደቂ ኣንስትዮ ዝላ ርሕቀት፣ ብደቂ ተባዕትዮ ዝላ ንውሓት... Read more »

ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም

ኣዲስ ኣበባ(ኤፍ ቢ ሲ)፡- ኣብ መወዳእታ መዓልቲታት ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓለም ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ሰንበት ኣብ ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ዝተገበረ ማራቶን ፕራግ ብደቂ ኣንስትዮ ኣትሌት... Read more »

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ዝነበሩ ክለባት ክልል ትግራይ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ንክሳተፉ ይስራሕ ኣሎ

ኣብ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ተሳተፍቲ ዝነበሩ ክለባት ክልል ትግራይ ኣብ ቀፃሊ ዓመት ኣብቲ ሊግ ክሳተፉ ንምግባር ይስራሕ ከምዘሎ ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ምግላፁ ግ.ዜ.ኢ ፀብፂቡ። ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ... Read more »

መናእሰይ ኣትሌታት ኢትዮጵያውያን ብክልቲኡ ፆታ ኣብ ኣፍሪካ ሻምፕዮና ዓወት ይቐንዖም ኣሎ

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ካብ ዝትፈለጠሎም ዓይነት ስፖርታት ኣትሌትክስ ሓደ ከምዝኾነ ዝፍለጥ ‘ዩ። ነዚ ኣብ ዓለም ዝትፍለጠሉ ስፖርት ኣትሌትክስ ተተካእቲ ኣትሌታት ናብ ዓለም መድረኽ ንምምፃእ ዕድል ካብ ዝረኽብሉ ሓደ ዝኾነ ሻምፕዮን ኣትሌቲክስ ኣፍሪካ... Read more »

 ስፖርቲ ክልል ትግራይ ናብ ስሩዕ ምንቅስቃስ ንምምላስ ፃዕርታት ተጀሚሮም

ምንቅስቃስ ስፖርት ክልል ትግራይ ናብ ናይ ቀደሙ ንምምላስ ፃዕሪ እናተገበረ ከምዝርከብ ተሓቢሩ። ኮምሽን ስፖርት ግዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ስሩዕ ምንቅስቃስ ስፖርት ናብ ንቡር ብምምላስ ዳግም ውድድር ንምጅማር ቁርፀኛ ምዃኑ ገሊፁ። ኣብ ትግራይ... Read more »

ሃገራዊ ጋንታ ኣትሌታት ሻምፕዮን ፓራሊምፒክ ክምረፁ ‘ዮም

ሳልሳይ ሃገራዊ ሻምፕዮን ፓራሊምፒክ ካብ 20 መጋቢት 2015 ጀሚሩ ኣብ ኣካዳሚ ስፖርት መናእሰይ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ኣብዚ ውድድር ድማ ኣብ ፓሪስ ንዝካየድ ሻምፕዮን ዓለም ፓራሊምፒክ ኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣትሌታት ብሔራዊ ጋንታ ክምረፁ ‘ዮም።... Read more »

መዲና ኢንሳ ኣብ ጉያ ቀዳምነት ንደቂ ኣንስትዮ ክብረወሰን ሰይራ

 ኣብ መበል 20 ሳፋሪኮም ቀዳምነት ንደቂ ኣንስትዮ 5ኪሎ ሜትር ውድድር ጉያ ናይ ዓለም ሰገናት ሻምፒዮና ዝኾነት ኣትሌት መዲና ኢንሳ ናይቲ ውድድር ክብረወሰን ብምስባር ኣሸኒፋ። እቲ ውድድር ዝሓለፈ ሰንበት መበገሲኡን መዛዘሚኡን ቦሌ ኣትላስ... Read more »

ኣትሌታት ኢትዮጵያውያን ብዓወት ዝደመቁሉ ውድድራት ጎዳና

ናይዚ ሰሙን መወዳእታ መዓልታት ኣብ ብዙሓት ከተማታት ጎደናታት ዓለም ቡዝሓት ውድድራት ተኻይዶም ‘ዮም። ብዙሓት ኢትዮጵያውያን’ውን ኣብዚ ውድድራት ተሳቲፎም ከምቲ ዝተለመደ ዓወትን ውፂኢትን ኣይተፈለዮምን። ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ካብ ዝተኻየዱ ውድድራት ኣብ ደቡብ ኮሪያ... Read more »

ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለየ ጎደናታት ውድድር ዓወት ቀኒዕዎም

ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዓለም ውድድራት ጉያ ጎዳና ዝተኻየደ እንትኾን ኣትሌታት ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓበይቲ ውድድራት ተዓወቲ ኾይኖም ‘ዮም፡፡ ካብቶም ውድድራት ሓደ ዝኾነ ናይ ስፔን 2023 10 ኪሎ ሜትሮ ጉያ ጎዳና... Read more »

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብዓወት ዝደመቑሉ ናይ ቶክዮ ማራቶን

ካብ ናይ ዓለምና ዓበይቲ ውድድራት ማራቶን ሓደ ዝኾነ 2023 ናይ ቶክዮ ማራቶን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዕዎም ‘ዩ።ብዓለም ኣትሌቲክስ ናይ ፕላቲንየም ደረጃ ዝተውሃቦ ናይ ቶክዮ ማራቶን ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት እንትካየድ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብደቂ... Read more »