ምልክት ሓድነትን ፅንዓትን

ህንፀት ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንምዝዛም ኣብ ጫፍ በፂሑ ኣሎ። ናብዚ ብርኪ እዚ ንምብፃሕ ብርክት ዝበሉ ፀገማትን ውዲታትን ሰጊሩ ‘ዩ። ኢትዮጵያ ነቲ ግድብ ንምህናፅ መደብ ሒዛ ከትጅምር እንተላ ዝነበረ ጫውጫውን ፀቕትን ቐሊል... Read more »

ኣብ ትግራይ ጎንፅን ኹናትን ከይህሉ ምግባር ይግባእ

ህዝቢ ትግራይ ባህጉን ድሌቱን ሰላምን ልምዓት’ዩ፡፡ ብሰላምን ልምዓትን ዝደራደር ህዝቢ’ውን ኣይኮነን፡፡ ካብ ኣዕናዋይ ኹናት ንክናገፍ ዕድል ዝፈጠረሉ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶርያ ክፈርስ ኣይደልን፡፡እቲ ስምምዕነት ንህዝቢ ትግራይ ካብ ኵናት ኣውፂኡ ብዛዕባ ሰላምን ልምዓትን ክሓስብ... Read more »

 ህዝቢ ትግራይ ሰላም ‘ምበር ጎንፂ ኣይግብኦን!

ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ንክልተ ዓመት ዝነበረ ኹናት ጠጠው ኣቢሉ ድምፂ ጥይት ዘይስመዓሉ ኹነታት ፈጢሩ። ንዚ ስዒቡ ድማ ህዝቢ ትግራይ ናብ ንቡር ናበራኡ ክምለስ ኪኢሉ። ሓረስታይ ናብ ሕርሻኡ፤ተምሃራይ ናብ ቤት ትምህርቱ፣ ነጋዳይ ናብ ንግዱ፣ሰርሕተኛ... Read more »

 ፖለቲካ ኣፈላላይ ትሕቲ ረብሓ ህዝቢ’ዩ

ኣብ ትግራይ ንክልተ ዓመት ዝተኻየደ ኹናት ብስምምዕነት ፕሪቶሪያ ጠጠው ምባሉ ይዝከር::በዚ ድማ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ጥይት ካብ ምስማዕ ተናጊፉ፤ኣንፃራዊ ሰላም ዓሲሉ ናብ ንቡር መነባብሮ ምምላስ ጀሚሩ:: ብመሰረት እቲ ስምምዕነት መንግስቲ ፌደራል መሰረተ... Read more »

 ኣብ ዓድዋ ዝተረኽበ ዓወት ኣብ ኢኮኖሚ ይደገም

ዓወት ኩናት ዓድዋ ቕድሚ 129 ዓመት ዝተፈፀመ ነይሩ፡፡ ኣብ ኩናት ዓድዋ ብዙሓት ኢትዮጵያ ካብ ተፈላላዩ ኩርናዓት ሃገርና ተጎዓይዞም ብምትእኽኻብ ድሙቕ ዓወት ኣመዝጊቦም ሓሊፎም ‘ዮም፡፡ ኣብ ኩናት ዓድዋ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ብሃይማኖት፣ ብሄር፣ ቋንቋን... Read more »

ሕግን ሕጋዊ ትካላትን ይከበሩ!

ኩሉ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘሎ ውልቀ ሰብ ይኹን ትካል፣ ፓርቲ ይኹን ካሊእ ኣካል ሕገመንግስቲ ወይ ሕግን ትካላትን ናይታ ሃገር ኣኽቢርካ ምንቕስቓስ ግቡእ ኣለዎ::ነዚ ዝፃባእ ኩሉ ነገር ተፈፃምነት የብሉን። ሕገመንግስቲ ወይ ሕግን ደንብን... Read more »

ምድላው ኢትዮጵያ ንዋዕላ ሕብረት ኣፍሪካን

ሕብረት ኣፍሪካ ኣብታ ኣህጉር ኣብ ምክልኻል ግርጭታት፣ ምሕደራን መፍታሕ ጎንፂን ዝለዓለ ውሳነ ዝህብ ትካል ‘ዩ። ኣብታ ኣህጉር ንዝፍጠሩ ግጭታት እኹልን ምላሽን ይህብ፤ ከምኡ ‘ውን ኣቐዲሙ መጠንቀቕታ ይህብ። ቁልፊ ዓንዲ ሰላምን ፀጥታን ኣፍሪካ... Read more »

ተግባራዊ መልሲ ዝደሊ ለበዋ

ትግራይ ሐዚ ዘላቶ ኹነታት ፅቡቕ ኣይኾነን፡፡ካብ ድምፂ ጥይት ዋላ ዕረፍቲ እንተረኸበት ካብ ፖለቲካዊ ቕልውላው ኣይወፅአትን፡፡ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓ ህወሓት ዝተፈጠረ ኣፈላላይ ከምኡ ‘ውን ኣብ መንጎ ሊሂቅ ትግራይ ዘሎ መፍትሒ ምቕማጥ ናይ ዘይምኽኣል ደውታን... Read more »

 ፖለቲካዊ ወጥሪ ብምፍጣር ነቲ ስምምዕነት ምድንጓይ ግቡእ ኣይኮነን

ኣብ መንጎ መንግስቲ ፌደራልን ህወሓትን ዝፀንሐ ናይ ክልተ ዓመት ኲናት ብመሰረት ስምምዕነት ፕሪቶሪያ ተፈቲሑ ኣሎ። ብፍላይ ድማ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሰላምን ምርግጋዕን ክምለስ ዘኽኣሎ ኹነታት ተፈጢሩ። ንቲ ስምምዕነት ንምፍፃም ፌደራል መንግስቲ ክሰርሖ... Read more »

ሃገራዊ ምኽክር ንዘላቒ መፍትሒ

ከም ሃገርን ህዝብን ኣብ ኩሉ ጉዳይ ተመሳሳሊ ርዲኢትን ስምምዕነት ክህለው ግድን ኣይኮነን። ኣብ መሰረታዊ ጉዳያት ግና ሓበራዊ ምርድዳእ ምፍጣር ግድን ይኸውን። ስለዚ ዘተ፣ምኽክርን ምይይጥን ከም መፍትሒ ምውሳድ ኣድላይ ይኸውን።ኣብ ሃገርና ፖለቲካዊ ኣፈላላያት... Read more »