ትግራዋይ ይኣክል በል!

 ህዝቢ ትግራይ፤ ኣብ ናይ 17 ዓመት ዕጥቓዊ ቓልሲ ልዕሊ 60 ሺሕ፤ ኣብ ኵናት ኢትዮ- ኤርትራ ብኣሻሓት ደቕኻ ገቢርካ ኢኻ። ከባቢ 100 ሺሕ ዝፅግዑ ጎዮም ዘይፀገቡ ደቕኻ ጉድኣት ኣካል ኮይኖም ‘ዮም። ስርዓት ደርጊ... Read more »

ኣብ ሓሶት ዝተደረኸ ፀብፃብ ሚድያታት ምዕራብ

ኢትዮጵያ ብጁንታ ህወሓት ብዝተኸፈታ ኵናት መሰረት ተገዲዳ ናብ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ኣትያ ‘ያ፤ ራዕዳዊ ህወሓት ዝኸዶ ዞሎ ክያዶ ሃገር ዘፍርስ ብምዃኑ መንግስቲ ነዚ ንምቕልባስ በርቲዑ እናሰርሐ ይርከብ። እዚ ራዕዳዊ ጉጅለ እዚ ሃገር... Read more »

ብሓይልታት ደገ ዝፍታሕ ፀገም የለን

ሃገርና ኢትዮጵያ ኣጋጢምዋ ዘሎ ፖለቲካዊ ቕልውላው ክፍታሕ ዝኽእል ኣግባብ ብዘይብሉ ኢድ ኣእታውነት ሓይሊታት ደገ እንተይኮነስ ብናይ ኢትዮጵያ ‘ዩ። ብፍላይ እዚ ኣብ ክፋል ሰሜን ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዝኒሀ ፖለቲካዊ ጎንፂ ጉዳይ ኢትዮጵያ ብምዃኑ ክፍታሕ... Read more »

ሃገር ንምድሓን ሓድነት ምርግጋፅ

ህዝቢ ኢትዮጵያ ሃገሩ ንምድሓን ኣብ ጎኒ መንግስቲ ምዃኑ እናረጋገፀ መፂኡ ‘ዩ፤ ሕዚ ‘ውን ኣሐይሉ እናቐፀለሉ ይርከብ። ካብ ዓበይቲ ዓዲ፣ ሓርበኛታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መናእሰይን ክብሪ ሃገር ንምሕላው ዘርእይዎ ዘለዉ ቁርፀኝነት ዝነኣድ እዩ።... Read more »

ክሕደት ራዕዳዊ ህወሓት

ህዝቢ ትግራይ መሰረት ኢትዮጵያን ወናኒ ጥንታዊ ስልጣነን መቦቆል ዓበይቲ ክብርታትን ተቐዲሑ ዘይውዳእ ጅግንነትን ‘ዩ። ይኹን ድኣ ‘ምበር ልክዕ ከም ካልኦት ብሄርን ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት ኣደዳ ጭቆናን መግዛእቲ ዘውዳዊ ስርዓትን... Read more »

መንቀሊ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ራዕዳዊ ህወሓት’ዩ

ራዕዳዊ ህወሓት ካብ ዝምስረት ጀሚሩ ዲሞክራሲያዊ ውድብ ኣይነበረን። ናይ ህወሓት ዲሞክራሲ ካብ ወረቐት ሓሊፉ ናብ መሬት ዝወረደ ኣይነበረን።እኳዳኣስ ሓድነት ህዝቢታት ኢትዮጵያ ከይህሉ እናገበረ ‘ዩ ነይሩ። ዕድመ ስልጣኑ ንምንዋሕ ከፋፊልካ ምግዛእ ዝብል ኣካይዳ... Read more »

ብሽም ህዝቢ ትግራይ ራዕዳዊነት ክሳብ መዓዝ?

ግብረ ራዕዳዊ ህወሓት ባዕሉ ደጀንን ሓላዊን ህዝቢ ትግራይ ከም ዝኾነ ገይሩ የቕርብ፤ እዚ ናይ ምድንጋር ስብከት ‘ዩ፡፡ እዚ ስብከት እዚ ዝጀመሮ ቕድሚ ዝተወሰነ ዓመታት ኮይኑ፣ ደጋጊሙ ክዝምር ይስማዕ ‘ዩ፡፡ እቲ ሓቒ ግና... Read more »

ሕጋዊ መንግስቲ ማዕረ ምስ ጉጅለ ራዕዲ ምርኣይ ንምንታይ?

ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ማዕቐብ ምግባር ዘኽእል ሰነድ ኣዳልዮም ፈሪሞም ትእዛዝ ኣመሓላሊፎም’ ዮም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት ዝፈረምዎ ትእዛዝ ማዕቐብ ሕጋዊ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ማዕረ ብምርኣይ ክዛተይ... Read more »

ካብዚ ሓዱሽ መንግስቲ ብመዳይ ኢንቨስትመንት እንታይ ትፅቢት ይግበር?

ኢትዮጵያውያን ተሃንዲዶም ብምውፃእ ይጠቕመና ‘ዩ ዝበልዎ መንግስቲ መሪፆም ‘ዮም፡፡ ነዚ ስዒቡ ቕድሚ መዓልታት ብዓብዪ ስነ ስርዓት ሓዱሽ መንግስቲ ተመስሪቱ ‘ዩ፡፡ በዚ ድማ ዝያዳ ድምፂ ዝረኸበ ፓርቲ ብልፅግና፤ ዕዮ ገዝኡ ሰሪሑ ምስረታ መንግስቲ... Read more »

ሃገራዊ ፀገማትን መንግስታዊ ስጉምቲታትን

ኢትዮጵያ ድሕሪ ለውጢ ዘሰጎመቶም ዓወታት ዋላ ብዙሓት ይኹኑ ‘ምበር ሰላምን ምዕባለን ሃገርና ብዘይደልዩ ኣካላት ዝተፈላላዩ ዕቕፋታት እናገጠማ መፂኡ ‘ዩ፤ ሕዚ ‘ውን ገና መሊኦም ኣይተቐረፉን፡፡ናይ ውሽጥን ደገን ሓይልታት ብሓደ ጥምረት ብምፍጣር ሰላማን ዕቤታን... Read more »