ዕንደራ ኹናት ጉጅለ ህወሓት ህዝቢ ትግራይ ክቃወሞ ይግባእ

 ጉጅለ ህወሓት ብትዕቢት ተወጢሩ ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ዝፈነዎ መጥቓዕቲ ስዒቡ መንግስቲ ፌዴራል ብዝወሰዶ ስጉምቲ ሕጊ ምኽባር ዓንዲ ሑቑኡ ተጎዝዮ ናብ በረኻታት ቆላ ተምቤን ንክሕባእ ከምዝገበሮ ይዝከር። ኣብዚ ከይዲ እቲ ጉጅለ ከቢድ... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ኣማራፂ ፖለቲካዊ ሓይልታት ክርኢ ይግባእ

 ኣመራርሓ ጉጅለ ህወሓት እቲ ውድብ ካብ ዝምስረት ጀሚሩ ህዝቢ ትግራይ ካሊእ መማረፂ ከይረክብ ሰሪሑ’ዩ። በዚ ምኽንያት ’ውን ንህዝቢ መማረፂ ፖለቲካዊ ሓይሊ ከይረኸበ ንልዕሊ 45 ዓመታት ብምፅንሑ ህዝቢ ተጎዲኡ ‘ዩ። ኣብ መሬት ትግራይ... Read more »

ንህዝቢ ትግራይ ሰላምን ሓገዝን ‘ምበር ጎስጓስ ኩናት ኣየድልዮን

ጉጅለ ህወሓት ብትዕቢት ሓቢጡ ብዝጀመሮ ኩናት ስዒቡ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ ዘመናት ርኢዎ ዘይፈልጥ ፀገም ክገጥሞ ክኢሉ’ዩ። ኩሎም መሰረታዊ ግልጋሎታት ስኢኑ ኣብ ከርፋሕ ናብራ ‘ዩ ዝነብር ዘሎ። ኣደዳ ሞት፣ ጥሜትን ምምዝባልን ኮይኑ... Read more »

ናብ ትግራይ ዝኣተወ ሰብኣዊ ሓገዝ ንህዝቢ ምብፅሑ ክረጋገፅ ኣለዎ!

ጉጅለ ህወሓት ብወገን ክልል ዓፋር ኣብዓላ ብዝኸፈቶ ተኹሲ ምኽንያት ንብርክት ዝበለ መዓልትታት ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና መኻይን ኣብ መንገዲ ጠጠው ኢለን ከምዝነበራ ይፍለጥ፡፡ ህዝቢ ትግራይ’ውን ሰብኣዊ ሓገዝ ሲኢኑ ‹‹ይፅገም፣ ይጠሚን ይመውትን›› ኣሎ ብምባል... Read more »

ዘይዛሪ ግፍዒ ጉጀለ ህወሓት

 መሪሕነት ጉጅለ ህወሓት ካብ ብረታዊ ቓልሲ ጀሚሩ ን47 ዓመታት ህዝቢ ትግራይ ርኢይዎም’ዩ። ኣብ ስልጣን ማእኸላይ መንግስቲ ን27 ዓመታት እንትፀንሑ’ውን ንህዝቢ ትግራይ ዋላ ሓንቲ ረብሓ ኣይምፅኡሉን። በናዕቢ ህዝቢ ብዝመፅአ ለውጢ ናብ ትግራይ ተመሊሶም... Read more »

ግፍዕን በደልን ጉጅለ ህወሓት ዘመዛበሎም ወገናት

ካብ ትግራይ ብግፍዕን በደልን ህወሓት ተመዛቢሎም ናብ ክልል ኣምሓራ ዝኣትው ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ወገናት ቑፅሪ ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ’ዩ። እዞም ወገናት ኣብ ትግራይ ናብራ ከቢድ ኮይንዎም፣ ፍትሒ ሲኢኖም፣ በደል ምፅዋር ከቢድዎም ነብሶም... Read more »

ጉጅለ ህወሓት ስቓይ ህዝቢ ትግራይ የናውሕ ኣሎ

ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ክልል ትግራይ ሕፅረት ምግቢን መድሓኒትን ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ግልጋሎት ኣሎ፡፡ በዚ’ውን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ፀገምን ስቓይን ይርከብ፡፡ እዚ ፀገምን ስቓይን ከይሓፅር ግና ራዕዳዊ ህወሓት ሐዚ’ውን ዕንቅፋት ኮይኑ ኣሎ፡፡ ንህዝቢ... Read more »

ፀገም ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንከብቅዕ

ህዝቢ ትግራይ ራዕዳዊ ህወሓት ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሎም 27 ዓመታት ኣብ ዘይበልዖ በሊዕኻ እናተብሃለ ብሽሙ ዝተሸቀጠሉ ህዝቢ’ዩ። ስጋብ ሐዚ’ውን ኣብ ዓፈና ‘ዩ ዘሎ። ኣብዚ ሐዚ እዋን ድማ ዕሸላት መናእሰይ ደቁ ኣብ ዘይምልከቶም... Read more »

ዓወት ዓድዋ ውፅኢት ሕብረ-ብሄራዊነትን ሓድነትን

ቅድሚ 126 ዓመት ኢትዮጵያ ብሓይሊ ወሪሩ ንምግዛእ ዘበናዊ ኣፅዋር ተሓንጊጡ ዝመፀ ወራሪ ሰራዊት ጣልያን ብዝሓበረ ሓይሎም፣ ብጥራሕ እግሮም፣ ጦርን ጋሻን ሒዞም ኣብ ጎቦታት ዓድዋ ተዋጊኦምን ደምን ኣዕፅምቶምን ኸፊሎም ናብ ዝመፀሉ መሊሶም።ዓወት ተፀምቢሎም።በዚ’ውን... Read more »

ህዝቢ ትግራይ ንክፅገም እናገበረ ዘሎ ራዕዳዊ ህወሓት’ዩ

ራዕዳዊ ህወሓት ብሃገር ደረጃ ኣብ ስልጣን ኣብ ዝነበረሉ እዋን ብዝተኸተሎ ዝተጋገየ ኣካይዳ ህዝቢ ትግራይ ጉድኣት’ምበር ረብሓ ኣይረኸበን። ልምዓት ፍትሕን ሰናይ ምምሕዳርን ኣይረኸበን። ብኻልኦት ህዝብታት ብሕማቕ ዓይኒ ንክርአ ዘኽእሉ ተግባራት ብምፍፃም ጉድኣት ንክበፅሖ... Read more »