‹‹ ሰሞነ ኢትዮጵያ›› ሓድነት ዘጠናኽር ብምዃኑ ቐፃልነት ክህልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ‹‹ሰሞነ ኢትዮጵያ››ምኽባር ሕድሕድና ንምፍላጥን ሓድነት ንምጥንኻር ዝሕግዝ ብምዃኑ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ርኢቶኦም ንትካል ፕረስ ኢትዮጵያ ዝሃቡ ተሳተፍቲ ገሊፆም። ቢሮ ቅርሲ ባህሊ ቱሪዝምን ስፖርትን ክልል ሲዳማ ፣ታሪክን ባህልን ዳይሬክተር ኣይተ ተፈራ... Read more »

መንግስቲ ምስ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ እንደገና ንምግምጋም ከምዝግደድ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፡- መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ኣሜሪካ ዘለዎ ርክብ እንደጋና ንምግምጋም ከምዝግደድ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣፍሊጡ። መንግስቲ በቲ እገዳ ከይተሰናኸለ ዝጀመሮ ጉዕዞ ለውጢ ኣጣናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ። ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ፌዴሪኢ፣ ኣሜሪካ ኣብ... Read more »

‹‹ውሳነ ኣሜሪካ ኢትዮጵያ ኣብ ትገብሮ ምክልኻል ራዕዳውነት ፅልዋ ዘሕድር እዩ›› ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ሰበስልጣናት ኢትዮጵያ ዝገበረቶ ዕገዳ ቪዛን ካልኦት ማዕቐባት ኢትዮጵያ ኣብቲ ጎደቦ(ዞባ) እትገብሮ ምክልኻል ራዕዳውነት ፅዕንቶ ከምዘሕድር ሚኒስትር ጉዳይ ወፃኢ ኣፍሊጡ። ወሃቢ ቓል ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ... Read more »

‹‹ ሰላም ፍታሕ ኩሉ ፀገማት ስለዝኾነ ኣድላይ ዋጋ ምኽፋል ይግባእ ›› ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቁልፊ መፍትሒ ፀገማት ዝኾነ ሰላም ኹሉ ኣድላይ ዋጋ ክኸፍል ከምዘለዎ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ዘኢትዮጵያ ሊቀ ጳጳስ ዘአክሱም ወጨጌ ዘመንበረ ተክለሃይማኖት ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማቲያስ ፃውዒት ኣቕሪቦም።ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ... Read more »

መንእሰይ ናብ ስራሕ ንኽኣቱ ምስ ተግባር ዝተተሓሓዘ ፍልጠት ክህልዎ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፡- ካብ ኮለጃት ተመሪቑ ዝወፅእ ዘሎ መንእሰይ ናብ ስራሕ ንኽኣቱ ምስ ተግባር ዝተተሓሓዘ ፍልጠት ዓጢቑ ክወፅእ ኣለዎ ክብሉ ኣማኻሪ ፋይናንስን ቢዝነስን ኢንቨስትመንት ኣይተ ጌታቸው ፋንታዬ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ብፍላይ ምስ ጋዜጣ... Read more »

‹‹ ኣሜሪካ ሓዊሱ ሓያላት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምሕዳር ዝገብርኦ ፈተነ ዝገርም ኣይኮነን ›› ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣሜሪካ ሓዊሱ ሓያላት ሃገራት ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ንምሕዳር ዝገብርኦ ፈተነ ኹሉ ግዘ ዝገብርኦ ስለ ዝኾነ ምግራም ከምዘይግባእ ኣቦ መንበር ፓርቲ ትግራይ ዲሞክራቲክን ዋና ዳይሬክተር መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ግድብ ህዳሰን... Read more »

ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው ዝደልይ ኣካል ተቐባልነት ከምዘይብሉ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ

ንህወሓት ናብ ዘተ ናይ ምምፃእ ፃዕሪ ተቐባልነት ከምዘይብሉ ውን ኣፍሊጡ ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢድ ንምእታው ዝደልይ ዝኾነ ኣካል ተቐባልነት የብሉን ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ ። ብሕጊ ዝተኣገደ ህወሓት... Read more »

‹‹ካብ ሱዳን ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ ዝፈተኑ 320 ኣባላት ጁንታ ተደምሲሶም››

ኣዲስ ኣበባ፡- ካብ ሱዳን ብሓምዳይት ገይሮም ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዉ ዝፈተኑ 320 ኣባላት ጁንታ ምድምሳሶም ሓላፊ ሓይሊ ወፍሪ ሚኒስቴር ምክልኻል ብርጋዴር ጄነራል ተስፋዬ ኣያሌው ኣፍሊጦም። ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝቐረዩ ተረፍ መረፍ ጁንታ... Read more »

‹‹ ብሓሶት ናይ ህወሓት ሓበሬታ ተመስሪትካ ኣብ ምንቅስቓስ ፀጥታ ኣካላት ኢትዮጵያ ሓሳብ ምሃብ ትኽክል ኣይኮነን ›› ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ወሃቢ ቓል ሚኒስቴር ወፃኢ ጉዳይ

ኣዲስ አበባ፡- ብኣሸባሪ ህወሓት ዝዝርጋሕ ኣብ ሓሶት ዝተደረኸ ሓበሬታ ተመርኲዞም ኣመሪካውያን ብዛዕባ ምንቅስቓስ ኣካላት ፀጥታ ኢትዮጵያ ሓሳብ ምሃብ ጌጋ ምኻኑ ወሃቢ ቓል ሚኒስቴር ወፃኢ ጉዳይ ኣፍሊጦም፡፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተወደበን ንምክልኻል ሰራዊት... Read more »

‹‹ሪቫን ሜጋ ፕሮጀክታትና እናቖረፅና ኢትዮጵያውነት ማለት ናፅነትን ክብርን ከምዝኾነ ክነረጋግፅ ኢና›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፡- ሪቫን ኹሎም ሜጋ ፕሮጀክታትና እናቖረፅና ኢትዮጵያውነት ማለት ናፅነትን ክብርን ከም ዝኾነ ንዓለም ክነረጋግፅ ኢና ክብሉ ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ህዝቢ ዓፋር’ውን ብኢትዮጵያን ኢትዮጵያውነትን ከምዘይደራደር ኣመልኪቶም። እቶም ቐዳማይ ሚኒስትር... Read more »