ኣብ መስሕባት ቱሪዝም ኣዲስ ኣበባ እናወሰኸ ዝመፅአ ፍሰት ዑደተኛታት

ከተማ ኣዲስ ኣበባ ርእሰ ከተማ ኢትዮጵያ ጥራሕ ኣይኮነትን፤ ርእሰ ከተማ ኣፍሪካ፣ መናሃርያ ብዙሓት ዓለም ለኻዊ ትካላት፣ ኤምባሲታትን ዲፕሎማትን ‘ያ። ኣህጉራውን ዓለም ለኻውን ጉባኤታት ብሰፊሑ ይሳለጡላ። ብዙሓት ዜጋታት ወፃኢ ሃገራትን ዝተፈላለያ ክልላት ሃገርናን... Read more »

 ሓይራ ሕምባሻን ጭጉራፍን

ሰማይ ጠቐር ኾይና፣ ጉዝምዝም እላበለ፤ ሓወርያ ከድምቅ፣ ጭጉራፍ ምስፈተለ፤ “ሓይራየየ” (3) ጭጉራፍ ተኾልኺሉ፣ በረኻ እንትወፍር፤ በቲ ኾርዶ ፀባ፣ ኣብ ማእገሩ ይፀር። ሓዋርያ ሓዋርያየ .. ንዒ ተብለኪ ኣላ እታ ዓባይ ኻርያየ ቱዋሕ .... Read more »

ድምቀት ብሄረሰብ ኮንሶ

ኢትዮጵያ ምልኩዓትን ዝተደባለቐ መንነትን ዘለዎም ህዝቢታት ዝነብሩላ ምድሪ ‘ያ። ኢትዮጵያውያን ካብ ዓለም ዝፍለይሉ ብዙሓት ባህላዊ ክብርታት ሰብዋና ምዃኖም ‘ዩ ።ልዕሊ ኩሉ ድማ ኣብ ካልኦት ሃገራት ከትረኽቦም ዘይትኽእል ኣዝዮም ሰሓብትን ኣደነቕትን ክብርታት’ዮም። ከም... Read more »

ዘመን ተሳገርቲ ስራሕቲ በኣሉ ግርማ ብቴያትር

ደራሲን ጋዜጠኛን በኣሉ ግርማ ዘመን ተሳገርቲ ዝኾኑ ስራሕቲ ስነ ፅሑፍ ንተደረስቲ ኣቕሪቡ ‘ዩ። ቅድም ኢሎም ዝሕተሙ ኣብ ዝነበሩ ጋዜጣታትን መፅሄትን ማሕበራውን ፖለቲካን ኢኮኖምያውን እዋናዊ ዛዕባን ዝዳህሰሱ ፅሑፋት ንኣንበብቲ ኣቕሪቡ ‘ዩ። ኣብ ወፃኢ... Read more »

 ሃላላ- ካብ መቐመጢ ንጉስ ክሳብ መስሕብነት ቱሪስት

ኢትዮጵያ ወናኒት ንመስሕብነት ቱሪስት ዝውዕሉ ብዙሓት ተፈጥሮኣውን ሰብ ሰራሕን ቅርስታት ‘ያ። ንቕርስታት ሓሊኻ ንወለዶ ካብ ምምሕልላፍ ብዝዘለለ ልምዲ ኣልሚዕኻ ከም መስሕብ ቱሪስት ምውዓል ግና ሃገርና ምስ ዘለዋ ዓቕሚ እንትነፃፀር እኹል ‘ዩ ዝበሃል... Read more »

ምዕቃብን ምልማዕን ቋንቋታትን ባህልታትን ትግራይ

ቋንቋን ባህልን ሓደ ካብ መለለይን መግለፅን መንነት ታሪኽን ሓደ ማሕበረሰብ’ዩ። ቋንቋን ባህልን ድማ ኣዝዮም ዝተኣሳሰሩን ናይ ሓደ ሳንቲም ክልተ ገፃት’ዮም ክብሃሉ ዝኽእሉን ኣብ ንሕድሕዶም ተመላላእትን ዘለዎም ‘ውን ‘ዮም። ቋንቋ ካብ ባህሊ ዝመፀ... Read more »

ኣብ ታሪኽ ስነ ፅሑፍ ዓለም ከይተቋረፀ ዝቀፀለ ባህሊ ስነፅሑፍ

ኣብ ታሪኽ ስነ ፅሑፍ ዓለም ኢትዮጵያ መሰረት ስልጣነ ካብ ዝኾና ሃገራት ሓንቲ እያ። ብዙሓት ስነ ፅሑፍ ዝኻዕበተት፣ ዘኹርዕን ዘሕብንን ታሪኽ ዘሓዘት እያ። ናይ ሃገርና ስነ ፅሑፍ ክንዲ ዝኾነይኹን ዘኻዕበተ ታሪኽ የሃልዎ እምበር... Read more »

 ‹‹ማጋ ራጋ›› – ኣፈታትሓ ጎንፂ ብሄረሰብ ማረቆ

ኣብ ሃገርና ብርክት ዝበሉ ባህልታት ኣፈታትሓ ጎንፂ ኣለዉ። ካብዚኦም ጎንፂ ዝፍተሐሎም መገዲ ሓደ ‹‹ማጋ ራጋ›› ዝባሃል ኣብ ብሄረሰብ ማረቆ ዝጥቀምሉ ኣፈታትሓ ጎንፂ’ዩ ። ኣብቲ ውሽጢ ብሄረሰብ ማረቆ ዝፍጠሩ ጎንፅታት ኾነ ምስ ካልኦት... Read more »

ጥበብን ስራሕትን ማሕሌታይ ቅዱስ ያሬድ

 ጥበበኛ ኣቦ መዝሙር ቅዱስ ያሬድ ብ505 ዓ.ም 5 ሚያዝያ ኣብ ከተማ ኣክሱም ካብ ኣቡኡ ኣብዮድ (ይስሓቅ) ካብ ኣዲኡ ክርስቲና (ታውክልያ) ከምተወለደን ንቅዱስ ያሬድ ኣቡኡ ኣብ ሸውዓተ ዓመቱ ስለዝሞተ ኣዲኡ ክርስቲና ናይ ኣክሱም... Read more »

ሓርበኝነት ብስራሕቲ ጥበብ

 ሃገርና መዓልቲ ናፅነት ዘይኮነስ መዓልቲ ዓወት ዘለዋ ንክትኸውን፤ ናፅነቶም ብዝኾነ ነገር ንምልዋጥ ፍቓደኛ ዘይኮኑ ኣቦታትናን እኖታትናን ንናፅነት ክብሉ ዋጋ ከፊሎም ዘረከቡና መዓልቲ ንምዝካር 27 ሚያዝያ 2015 ዓ.ም መበል 82 መዓልቲ ሓርበኞታት ተኸቢሩ... Read more »