
ሓድግታት ሃገርና ብፍላይ ድማ ሓድግታት ትግራይ ምስጥር ኣእላፍ ዘመናትን ሕላገት ዘይሃስስ ክብርታትን ‘ዮም።ትግራይ ካብ ጫፍ ናብ ጫፍ ማእከል ዝተፈላላዩ ባህላውን ሰብ ስራሕን ተፈጥሯውን ሓድግታት ‘ውን ‘ያ። ካብ ከውሒ ዝተፈልፈሉ ገዳማት ከይሓወሰ ብኳዕቲ... Read more »

ቱሪዝም ኢንዱስትሪ ዓለም ብምኽንያት ተርእዮ ፀገም ለበዳ ኮቪድ ተጎዲኡ ፀኒሑ ‘ዩ። ብብርኪ ኢትዮጵያ ድማ እቲ ለበዳ ከመዘሎ ኮይኑ ተወሰኽቲ ብዝተፈጠሩ ዝተፈላለዩ ጎንፅታትን ኵናትን እቲ ዓውዲ ተጎዲኡ ከምዝነበረ ዝፍለጥ ‘ዩ። እዚ ከምዘሎ ኮይኑ... Read more »

ኢትዮጵያ ብዙሓት ብሄር ብሄረሰባት ዝረከቡላን ብኡ ልክዕ ዝተፈላለዩ ባህልታት፣ ልምድን ክብርታትን ዝተዓደለት ሃገር ‘ያ፡፡ ኢትዮጵያ በዓልቲ ብዙሕ ባህልታት፣ ክብርታትን እምነታትን ከምኡ ‘ውን ወናኒት ማሕበራዊ ስርዓታትን ምዃናን እዚ ድማ ሓደ ዓብይ መግልፂ ፅባቀ... Read more »

ወርሒ ጥሪ እዚ ኩነታት ንምሕላፍ ካብ ካልኦት ኣዋርሕ ንበይና ዝተውሃባ ይመስል ጥርን መርዓን ናይ ሓንቲ ሳንቲም ኽልተ ገፅ ‘የን። ቀዳምን ሰንበትን ብዝመፀ ቑፅሩ በቢቦትኡ ፃዕዳ ኽዳን ዝተኸደኑን ዝመልክዑን ሰባት ኣብ ወርሒ ጥሪ... Read more »

ኢትዮጵያ ብፍላይ ድማ ትግራይ ናይ ዘበናት ብዙሓት ዘይድህሰሱ ባህላውን ሃይማኖታውን ትውፊታት ዘለውዋ ኮይኖም ካብኣቶም ሓደ ድማ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ብድምቐት ዝተኸበረ በዓል ጥምቀት ‘ዩ።በዓል ጥምቀት ብኣመንቲ ክርስትና ብድምቀት ካብ ዝኽበሩ ሃይማኖታዊ በዓላት... Read more »

ወርሒ ጥሪ ካብ ካልኦት ኣዋርሕ ብዝበለፀ ዕልልታ፣ ሓጎስን ደስታን ጓይላን ዝበዝሐላ ፍልይቲ ወርሒ ‘ያ እንተተብሃለ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይከውንን። ብተወሳኺ ኣብዚ ወርሒ ዓበይቲ ካብ ዝብሃሉ በዓላት ሓደ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ጎይታ የሱስ... Read more »

ሁራ ሰለስተ፥ ኣብ ከባቢታት ኣፅቢን ወንበርታን ብኣብዛሓ ዝፍለጥን ዝፅወትን እዩ።ብዝተፈላለየ ቅድን ውቅዒትን ይፅወት። ሁራ ሰለስተ ኣብ ኣፅቢን ወንበርታን ብፍሉይ ድማ ትሸዓንተ ዓዲ ደራ፣ 33 ዓዲ ኣፅቢ፣ 12 ዓዲ ወንበርታ ዝፅወት (ዝርገፅ) ባህላዊ... Read more »

በዓል ልደት ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ካብ መንጎ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ ‘ዩ:: እዚ ሃይማኖታዊ በዓል ኣብ መላእ ዓለም ብዝርከቡ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብድሙቕ ዝኽበር እንተኾነ ‘ውን ዝኽበረሉ ዕለት ግና ዝተወሰነ... Read more »

ኢትዮጵያ ወናኒት ብዙሓት ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት ‘ያ። ካብዚኦም ኣብ ትግራይ ዝርከብ ታሪኻዊ ሓወልቲ ኣክሱም ሓዊሱ ናብ 18 ዝኾኑ ዝድህሰሱን ዘይድህሰሱን ሓድግታት ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ሳይንስን ባህልን ውድብ ሕቡራት መንግስትታት(ዩኔስኮ) ሓድግታት ከተመዝግብ ‘ውን ክኢላ... Read more »

ቱሪዝም ኣብ ውሽጢ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ንጂዲፒ ብዘለዎ ኣበርክቶ፣ ብዝፈጥሮ ዕድል ስራሕን በዘርክቦ ሸርፊ ወፃኢን ብምብጋስ ብጣዕሚ ኣድላይ ዓምዲ ዕብየት ‘ዩ። ኢትዮጵያ ካብ ቀዳሞት ሓሙሽተ መባፅሕቲ ቱሪዝም ኣፍሪካ ሓንቲ ንክትኸውን ኣብ ስራሕቲ መሰረተ... Read more »