ኢትዮጵያውያን ብጉጅለ ራዕዲ ህወሓት ኲናት ተኸፊትዎም ኣብ ቓልሲ ህልውና ካብ ዝኣትዉ ጀሚሩ ብዙሓት ነገራት ርኢና ኢና። ብኣውራ ድማ ሃገርና ፈታዊኣን ፀላኢኣን ካብ ምፍላይ ሓሊፋ ቖራፃት ደቃ በዓል መን ከምዝኾኑ ፈልያ ፈሊጣ ‘ያ።... Read more »
ከምቲ ዝፍለጥ ኪነጥበብ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዳርጋ መንቀሳቐሲ ሞተር ንቕሓትን ብሉፅ ኣተሓሳስባን’ዩ እንተበልና ኣይጋነንን፡፡ ብፍላይ ድማ ሃገርና ኢትዮጵያ ካብ መንጎ ኣብ ቕድሚት ክትስራዕ ዝገብርዋ ዘኹርዑ ታሪኻት ሓደ ዓወት ዓድዋ ‘ዩ፡፡ ኣብ እዋን... Read more »
ቕድሚ ፍርቂ ክፍለ ዘበን ዝተሰርሐ ኣብ ኢትዮጵያ ብሓዱሽ መልክዕ ዝተፋለጠ ፊልም፤ ሰብ ሞያ ኪነጥበብ ተሳንዮም ፍሉይ ኪናዊ ልዕልና ዘላበስዎ ሲኒማ፤ እቶም ተዋሳእቲ ካብ ልቦም ሰሪሖም ኣድናቖት ዝረኸቡሉ ፍሉይ ተውኔትን ዘገርም ፍሰት ታሪኽ፣... Read more »
ንመበል 35 ግዘ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መቐመጢት ሕብረት ኣፍሪካ ዝኾነት ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ ካብ 29-29 ጥሪ 2014 ዓ/ም ተኻይዱ ኣሎ። ኣብዚ ኣጀንዳ ፓን ኣፍሪካውን ኣህጉራዊ ምትእስሳርን ከም መዛተዪ ዝተልዓለሉ ጉዳይ... Read more »
ሄርሞን ፍቃዱ መርዓ ጥምረት ወድን ጓልን ዘርእይ ነዊሕ ዕድመ ዘቑፀረ ዋና ኣካል ማሕበራዊ ርክብ ‘ዩ። ሰብ ካብ ዝፍጠር ጀሚሩ ክሳብ ሐዚ ዘሎን ንሓዋሩ ‘ውን ዝህሉን ‘ዩ። ፈጣሪ ኣዳም ምስ ፈጠረ በይኑ ከይኸውን... Read more »
ብዙሕ ተፈጥራዊ ተውህቦ ዘለዎም መናእሰይ ኽእለቶም ተቐቢሩ ተሪፉ ‘ዩ::እቲ ውህብትኦም ብኽእለት ከዳብሮዎ እናተገበኦም ናብ ዘይረብሕ ቦታ ክኣትው ተገይሮም ‘ዮም::ብፍላይ ድማ ኣብ ከባቢ ገጠር ክፋል ሃገርና ህያብ ተፈጥሮ ናብ ጫፍ ክበፅሕ ዘኽእሎ ዕድል... Read more »
ሃርሞኒካ ትንፋስ ብምጥቃም ዝድመፅ ደስ ዝብል መሳርሒ ሙዚቃ ‘ዩ። ኣርባዕተ ቅርፂ ዘለዎ እንትኸውን ካብ ብረት መሳሊ ዝተሰርሐ ‘ዩ። ኣብ ኣፍ ብምግባር ናብ ኽልቲኡ ጎኒ ብምንቅስቓስ ድምፂ ከውፅእ ይግበር። ኣብዚ መሳርሒ ሙዚቃ ዓበዪ... Read more »
ኣብ ውሽጢ ስነ ፅሑፍ ኢትዮጵያ ረዚን ሽም ምስ ዘለዎም ደራስያን’ዩ ዝስራዕ።ኣድነቕቱ እሱ ማለት ንጉሰ ነገስት ስነ ፅሑፍ ‘ዩ ይብልዎ።ድርሰታቱ ኸበድቲ ከም ዝኾኑ ዝዛረቡ ብዙሓት ‘ዮም።ናይ ኣዳም ድርሰት ኣምቢበ ‘የ ማለት ከም መግለፂ... Read more »
ከምቲ ዘፍለጥ በዓል ልደት ጎይታ ኢየሱስ ክርስቶስ ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ካብ መንጎ ዝኽበሩ ዓበይቲ በዓላት ሓደ ‘ዩ፡፡ እዚ ሃይማኖታዊ በዓል እንትኸበር ዓርሱ ዝኽኣለ መፅሓፍ ቅዱሳዊ ታሪኽ ስዒቡ እንትኽበር ቁሩብ ንምጥቃስ ድማ ጎይታ... Read more »
ሄርሞን ፍቃዱ ስነ ቃል እናተዋረሰ ብቕብብል ኣብዚ ዘበን ዝበፅሐን ውፅኢት ሓደ ደራሲ ዘይኮነስ ስምዒት ሓደ ህዝቢ ‘ዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ዘበን ዝነበረ ስምዒት ህዝቢ ዘመላኽትን ዘርእይን ‘ዩ፤ስለዝኾነ ድማ ትኽክለኛ ስነ ልቦና ማሕበረሰብ ዝውክል... Read more »