
ዜጋታት ኣብ ኸይዲ ምእካብ ኣጀንዳ ብንቕሓት ክሳተፉ ከም ዘለዎም ኮምሽን ሃራዊ ምኽክር ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮምሽን ዜጋታት ኣብ ኣድላይነት ኸይዲ ምትእኽኻብ ኣጀንዳ ኣመልኪቱ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ፡፡ ሙሉእ መልእኽቱ ድማ፡– ኣብ ኸይዲ ሃገራዊ ምኽር ዜጋታት... Read more »

ኣፍደገ ባሕሪ ንሓንቲ ሃገር ብዙሓት ረብሓታት ኣለዎ። ንኣብነት ቴስዓ ሚኢታዊ ንግዲ ዓለም ዝካየድ ብባሕሪ እንትኸውን፣ ኣፍደገ ባሕርን ወደብን ንምንቕስቓስ ንግዲ ኣዝዮም ወሰንቲ ከም ዝኾኑ መፅናዕትታት የመላኽቱ። ኣብ ዓለም ንኢትዮጵያ ሓዊሱ 44 ሃገራት... Read more »

ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ሕድሳት ተገይርሉ ንህዝቢ ክፍቲ ንክኸውን ተወሲኑ ‘ዩ:: ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ ፕሬዝዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ መንግስቲ ተረኺቦም ‘ዮም:: ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ተሳለጠ... Read more »

ኣብ ኢትዮጵያ ዘፈር ባንኪ ካብ ዝጅመር ልዕሊ ሓደ ክፍለ ዘመን ዕድመ ከምዘለዎ ይግለፅ። ኣብዞም እዋናት ንዘጋጠሙዎ ፅቡቓት ዕድላትን ፈተናታትን ተሳጊሩ ናብ ሕዚ በፂሑ ‘ዩ። ናይ ሎማዓንቲ ቑመንኡ ‘ውን እንተኾነ ኽንዲ ዕድምኡ ዝኣክል... Read more »

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ቱረኪ ከተማ ኣንካራ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ስምምዕነት ገይሮም ‘ዮም። ብብርኪ ሚኒስትራት ወፃኢ ጉዳያት ኣብ ኣንካራ ክካየድ ዝፀንሐ ዘተ ኢትዮ-ሶማሊያ ኣብ መወዳእታ... Read more »

ሎሚ ዘበን 2017 ዓ.ም መበል 19 መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ብደረጃ ሃገር ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 29 ሕዳር ምኽባሩ ዝዝከር ‘ዩ:: እቲ በዓል ብሄር ብሄረሰብ ኣብዝተኸበረሉ እዋን ብዙሓት ላዕለዎት... Read more »

ኢትዮጵያ ብሕቶ ህዝቢ ናብ ለውጢ ካብ እትኣቱ ሽዱሽተ ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ብልፅግና ከም ውድብ ተመስሪቱ ሃገር ክመርሕ ካብ ዝጅምር ድማ ሓሙሽተ ዓመት ኮይኑ ኣሎ። ኣብዘን ዓመታት እዚኣተን ብዙሕ ለውጥታትን ብድሆታትን ተራእየን ‘የን።... Read more »

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝተገበሩ ዓበይቲ ናይ ውሽጢ ዓድን ኣህጉራውን ዓለማውን ዘሰተፉ መድረኻት “ዝበልፀገን ሰላማውን ኣፍሪካ ንህነፅ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ኮንፈረንስ ሰላም ኣፍሪካ ሓደ ‘ዩ።... Read more »

መበል 19 ኢትዮጵያ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ሕዳር 29 ‹‹ሃገራዊ ምርድዳእ ንሕብረ ብሄራዊ ሓድነት›› ብዝብል ቴማ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ከተማ ኣርባ ምንጭ ክኽበር ተገሊፁ ‘ዩ፡፡ እዚ ዕለት ምትእስሳራት ዓርሲ ዓርስኻ ዘጉልሁን ሕብረ... Read more »

ኣብዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ሚድያታት ሃገርና ብስፍሓትን ብትኹረትን ኣጀንዳ ኮይኖም እናተዘዋወሩ ካብ ዝቀነዩ ሓደ ኣብ ገማግም ቀላይ በሰቃ ተመስሪቱ ዝተኸፈተ ሓዱሽ መንደር ቤኑና ‘ዩ። ኣብዚ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ተረኺቦም ኣብ... Read more »