‹‹ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ፀገማት ትግራይ ኣይፈትሐን›› – ኣይተ ገብረጊዮርግስ ጊደይ

ግዝያዊ ምምሕዳር ኻሊእ ይትረፍ ኣብ ፕሪቶርያ ዝተገበረ ውዕል’ውን 10 ምኢታዊ ውን ኣይተግበረን። ብዘይካ ትካላት ፌዴራል ዝኾና ባንኪ፣ ኤሌክትሪክ፣ ስልክን ዝበላ ወፃኢ ካሊእ መንግስታዊ ትካላት ብኣግባቡ ናብ ስራሕ ኣየእተወን ዘሎ። ናይ ፀጥታ መሓውር’ውን... Read more »

 ‹‹ህዝቢ ትግራይ ካብ ተፀባይነት ረድኤት ንኽወፅእ ኢኮኖሚ ኣብ ምድንፋዕ ጠመተ ሂብካ ክስራሕ ኣለዎ›› -ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል

ሌተናል ጀነራል ዮሃንስ ገብረመስቀል ካብ 1968 ዓ.ም ጀሚሮም ናብ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተፀመሩን ሙሉእ ሂወቶም ዳርጋ ክባሃል ዝከኣል ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘሕለፉ ‘ዮም። ወታደራዊ ግቡኦም ብዝግባእ እናተዋፅኡ ዝመፁ እንትኾኑ ኣብ... Read more »

‹‹ኣብ ዝቕፅሉ ሓምሽተን ዓሰርተን ዓመታት ትግራይ ብሓድሽ ወለዶ እትምረሐሉ መገዲ ምፍጣር የድሊ ‘ዩ›› – ኣይተ ናትናኤል ኣስመላሽ

ውልደቱን ዕብየቱን ኣብ ርእሰ ከተማ ኤርትራ ኣስመራ ‘ዩ። ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቱ ኣብ ኣስመራ ዝተምሃረ እንትኾን ድሕሪ ውድቀት ደርጊ ምስ ቤተሰቡ ብምዃን ዝተረፉ ቤተሰብ ናብ ዘለዉዎ ናብ ትግራይ ብ1987 ዓ.ም መፂኡ። ካልኣይ ብርኪ... Read more »

 ‹‹ምጥንኻር ርክብ ህዝብታት ዓንዲ ሃገር’ዩ›› – ወይዘሮ ኣበባ በርሀ

ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብሰንኪ ኹናት ብዙሓት ፀገማት ተፈጢሮም ‘ዮም። እዚ ኹናት ዝተጎድአ ተጎዲኡ ብስምምዕነት ሰላም እንተተዛዛመ ‘ውን ገዲፍዎ ዝሓለፈ በሰላ ግና ብቐሊሉ ዝርሳዕን ዝሕከምን ኣይኮነን። ካብ መንግስቲ ጀሚሩ... Read more »

 ‹‹ህዝቢ ኣምሓራን ትግራይን ተደጋጊፉ ንምዕባይ ሰላሙ ከጠናኽር ይግባእ›› -መምህር መኮነን ዘለለው

መምህር/ተጋዳላይ መኮነን ዘለለው ነባር ተጋዳላይ ህወሓትን መስራቲ ትግራይ ዴሞክራስያዊ ፓርቲን (ትዴፓ) ’ዮም። ኣብ ወረዳ ወልቃይት ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበዩን ዝተማሃሩን ግና ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ‘ዮም። መምህር/ተጋዳላይ መኮነን ዘለለው ካልኣይ ብርኪ ምስ ወድኡ... Read more »

“ሕውየት ትግራይ ንኻሊእ ክፋል ኢትዮጵያ ምሕዋይ ምዃኑ ርዱእ ብምግባር ክንትሓጋገዝ ይግባእ” – ኣይተ ምኪኤል ምሩፅ

ናይ ሎሚ ጋሻና ኣብ ኤርትራ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኮይኖም ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብዝተወለዓ ኲናት ምኽንያት ካብ ኤርትራ ናብ ሃገሮ ብምምላስ ቀዳማይ ዲግሪኦም ብወፃኢ ቋንቋን ስነፅሑፍን፤ ማስተሮም ድማ ብኤም.ቢ.ኤ ፕሮጀክት ማናጅመንት እንትኾን፤ ብስራሕ... Read more »

«ትካላት ጥዕና ትግራይ ናብ ንቡር ክምለሳ ዝተዋደደ ፃዕሪ የድሊ» – ዶክተር ኣማኑኤል ሃይለ

ዶክተር ኣማኑኤል ሃይለ ኣብ ክልል ኣምሓራ ከተማ ጎንደር ‘ዮም ተወሊዶም። ኮይኑ ግና ዝዓበይሉን ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ዝተማሃርሉን ኣብ ከተማ መቐለ ‘ዩ። ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ኣብ... Read more »

 ‹‹ንህዝቢ ከገልግል ዝህሉ ውዳበ ‘ምበር ንባዕሉ ብህዝቢ ክግልገል ዝጣየሽ ውዳበ ክህሉ ኣይግባእን ›› – ኣይተ ግርማይ ገዛሀኝ

ለውጢ ምድላይ ምልክት ስልጣነ ‘ዩ።ብፍላይ ድማ ከም ሃገር ዝመፅእ ለውጢ ውፅኢቱ ረብሓ ህዝቢ ምርግጋፅ ስለዝኾነ ናይ ኹሉ ወዲ ዓዲ ባህጊ ‘ዩ። እዚ ተግባራዊ ንምግባር ድማ በቢ ኣንፈቱ ዝርከብ ተወላዲ ዓዲ ቓንዛ ሃሩን... Read more »

 “ልምዓት መስኖ ትግራይ ናብ ንቡር ንክምለስ ኩሉ ሕብረተሰብ እጃሙ ክዋፃእ ኣለዎ”  – ኣይተ በሪሁን ኣረጋዊ

ናይ ሎሚ ጋሻና ኣይተ በሪሁን ኣረጋዊ ይብሃሉ፤ ተወሊዶም ዝዓበይሉ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ እንዳሞኾኒ ኾይኖም ካብ ዩኒቨርስቲ መቐለ ብልምዓት ዝራእቲ ተመሪቆም ብዝራእቲን ሓለዋን ልምዓትን ካልኦት ተመሳሳሊ ሞያታት ኣብ ወረዳታት ንሸውዓተ ዓመት... Read more »

‹‹ኮምሽና ምስ መሓወር መንግስቲን ክልላትን ብምዃን ሓገዝ ዝዋሃበሉ ኩነታት ክህሉ ‘ዩ››ዶክተር ሽፈራው ተክለማርያም

መሰረት ገብረዮሃንስ  ረድኤት ተፀባይ ምዃን ንምትራፍ ብዋናነት ቁርፀኝነት መንግስትን ህዝብን ይሓትት ‘ዩ። ብፍላይ ከም ኢትዮጵያ ዓይነት ብሃፍተገነት ተፈጥሮ ዝተዓደለት ሃገር እንትህሉ ሃፍታ ብኣግባቡ ንምጥቃም መንግስቲ ኾነ ህዝቢ ተዓጢቆም ንምስራሕ ክተሓባበሩ ይግባእ። ኣብዚ... Read more »