‹‹ራዕዳዊ ህወሓት ካብ ርእስና ነቒልና ንምድብራይ ካባና ዝድለ ምትሕብባርን ሓደ ምዃንን ጥራሕ እዩ››-ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣጀማምራ ቃልሲ ህወሓት ብተደጋጋሚ ከምዝተገለፀን ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ‹‹ታሪኽ ፖለቲካ ህወሓት ›› ኣብ ዝብል መፅሓፎም ከምዘስፈርዎ ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ፣ መዓርነት ብሄራት ንምርግጋፅ፣ ህዝቢ ስኢንዎ ዝነበረ ፍትሒ ንክሰፍን ሓፈሻዊ ኣብ ሃገር ሰብኣዊ መሰል ንክኸበሩ... Read more »

‹‹ኣዴታት ትግራይ ኣብ ክትዛረቦ ዝኸብድ ፀገም ወዲቐን ይርከባ››ኣይተ ሰለሞን ወልደገሪማ

ኣይተ ሰለሞን ወልደገሪማ ተወላዲ ትግራይ ነባራይ ኣዲስ ኣበባ እንትኾኑ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ‹‹ራእይ ተጋሩ›› ምንቅስቓስን ጎስጓስን እናገበረ ዝርከብን ብሰፊሑ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ንነዊሕ እዋን ኣብ ትግራይን ኢትዮጵያውነትን ኣድሂቡ ንቑሕ ተሳትፎ... Read more »

”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንሱ ብዝደልያ ፖለቲካ ንምግዛእ ወይ ንምፍራስ ዝዓለመ ኣካይዳ እዩ ዝኸድ ዘሎ‘’- ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል

 ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ዝተወለዱ እንትኾኑ ክሳብ 12 ክፍሊ ኣብ ከተማ ኣላማጣ እዮም ተማሂሮም። ድሕሪ 12ክፍሊ ምውዳእ ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ እንትኾኑ ኣብ ተፈላለዩ ክፍልታት... Read more »

”ራዕዳዊ ህወሓት ህፃናት ናብ ኵናት እናእተወ ዘርኢ የፅንት ኣሎ‘’- ኣይተ ተሻለ ንጉሰ

ኣይተ ተሻለ ንጉሰ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትግራይ ዲሞክራቲክ ፓርቲ(ትዴፓ) እዮም። ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ተወሊዶም ኣብ ዓድዋ ዝዓበዩ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ ዓድዋ ቤት ትምህርቲ ንግስተ ሳባ እዮም... Read more »

‹‹ፀላእቲ ኢትዮጵያ ኸዚ ዘሎ መንግስቲ ከም ሽምዓ ቐሊጡ ዝውዳእን እንትነኽእዎ ዝፈርስ መሲልዎም እንተኾይኑ ተጋግዮም እዮም›› ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይሉ በሻህ

ፕሮፌሰር ብሩክ ሃይሉ በሻህ ናብሮኦም ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ኣብ ሰሜን ካሮላይና እዩ። ሞየኦም ፖለቲካ ሳይንስ ዓለምለኸ ርክብን ኢንተርናሽናል ጆርናሊዝም እንትኾን ፣ ኣብ ሰሜን ካሮላይና ብኤ ኤንድ ቲ ዩኒቨርሲቲ ውሽጢ ፖለቲካ ሳይንስን ጋዜጠኝነትን... Read more »

‹‹ ድልየት እዚ ጉጅለ ብደም ሰብ እናተረማማደ ኣብ ስልጣን ንክቕመጥ እዩ ››ኣይተ ሓጎስ ግደይ

ትውልዱ ኣብ ክልል ትግራይ ወረዳ ሕንጣሎ ፍሉይ ስሙ ዓዲ ጉዶም ኣብ ዝባሃል ኸባቢ እዩ።ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲላ ብምእታው ብህዝቢ ምምሕዳርን ዲቨሎፕመንት ማኔጅመንት ብዝተብሃለ ዘፈር ትምህርቲ ናይ መጀመርያ ዲግሪ ረኺቡ ኣሎ። ናብ ፖለቲካ እንትኣቱ... Read more »

‹‹ካልኣይ ዙር ምምላእ ማይ ግደብ ህዳሰ ብዓወት ምስኻዕ ውፅኢት ጠንካራ ዲፕሎማሲያዊ ፃዕሪ እዩ›› ወይዘሮ መካ ኣደም

ወይዘሮ መካ ኣደም ኣብ ክልል ሲዳማ ከተማ ይርጋለም ኣብ ኮሌጅ ሜዲካል መምህርት እንትትኸውን ሕዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ፒ.ኤች.ዲ እናተማሃራ ይርከባ። ወይዘሮ መካ ኣብ ሱዳን ዝዓበየት ኮይና ምስ እዚ ተተሓሒዙ ቋንቋ ዓረብኛ... Read more »

‹‹ህዝቢ ንህወሓት ክቃለሶን ንስኻ ራዕዳዊ ኢኻ ኣይትመርሐናን ክብሎ ኣለዎ›› ኣይተ ሙዑዝ ገብረሂወት

ኣይተ ሙዑዝ ገብረሂወት (ኣምባሳደር ሰላም) ካብ ዝኾነ ፖለቲካዊ ፓርቲ ወፃኢ ኮይኖም ተሓላቒ መሰል ደቒሰባት እዮም። ምስ ዝኾነ ፓርቲ እንተይወገኑ ኣብ ደቒ ሰባት ዝፍፀሙ በደላት ብፍላይ ኣብ ዝሕዚ እዋን ኣብ ሃገርና ዘሎ ፖለቲካዊ... Read more »

‹‹ጁንታ ህወሓት በይናዊ ጠጠው ምባል ተዅሲ ዘይተቐበለሉ ምኽንያት ንህዝቢ ግዲ ስለዘይብሉ እዩ›› ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ መስራቲን ኣቦ መንበርን ትግራይ ዴሞክራሲያዊ ፓርቲ (ትዴፓ) ከምኡ ‘ውን ዋና ዳይሬክተር ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ ዓብይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ እዮም። ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ምስ ጋዜጣ ኣዲስ ዘመን ብዛዕባ... Read more »

‹‹ህወሓት ንህዝቢ ተባሂሉ ዝመፅእ ቐለብ ሸይጡ ኣፅዋር ይዕድገሉ ነይሩ›› ሌተናል ኮለኔል ፍስሃ በርሀ

ትርሓስ ፍቃዱን መሰረት ገ/ዮሃንስ  ኣብ ከተማ ኣላማጣ እዮም ተወሊዶም።ቐዳማይ ብርኪ ትምህርቶም ኣብ ቐዳማይ ብርኪ ኣላማጣ ዝተምሃሩ እንትኸውን፤ ኻልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቶም ድማ ‹‹ታዳጊዋ ኢትዮጵያ››ኣብ ዝተብሃለ ቤት ትምህርቲ ተማሂሮም።ይኹን’ምበር 12 ክፍሊ እንትበፅሑ ኣፍቲ... Read more »