
ኣዲስ ኣበባ፡- ንዕውትነት ሃገራዊ ምኽክር ግደ ሙሁራን ዕዙዝ ክኸውን ይግባእ ክብላ ምክትል ዋና ኮሚሽነር ሃገራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ወ/ሮ ሂሩት ገብረስላሴ ገሊፀን። ኣብዚ ሰሙን “ተራ ምሁራት ንውፅኢታውነት ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ... Read more »

ትንታነ- ዜና ኤክስፖ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያ 2025 ኣብ ማእኸል ዓለም ለኸ ኮንቬንሽን ኣዲስ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ተዳልዩ ነይሩ ‘ዩ። ስዳሮ ዲጂታል ኢትዮጵያ እንታይ ይመስል? ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ “ቴክ ቶክ ሰለሞን” ኣብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡-ህዝቢ ትግራይ ንዘመናት ንኢትዮጵያ ዝፀልኡ ፖለቲከኛታት ከሰጉምዎ ብዝፀንሑ ናይ ምግንፃል ተረኽ ከይተደናገረ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘለዎ ፅኑዕ መርገፅ የርኢ ኣሎ። ዋና ዳይሬክተር ሃገራዊ ኣገልግሎት ደህንነትን ፀጥታን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴንን ዋና ተደራዳሪ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ ፡- ኣብ ትግራይ ብሄራዊ ዕርቂን ብሄራዊ ስምረትን ከፍጠር እንተዘይክኢሉ ካብቲ ዘሎ ዝኸፍአን ዝኸበደን ኩነታት ከምዝፍጠር ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ዝነጥፉ ዝኾኑ ኣይተ ጠዓመ ኣርዓዶም ገሊፆም። ኣይተ ጠዓመ ኣርዓዶም ምስ ጋዜጣ ወጋሕታ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ዲጂታል ኢትዮጵያ ንምግሃድ ዲጂታል መንነት ምርግጋፅ ኣገዳሲ ‘ዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዲጂታላዊ መንነት ዘተኮረ ‹‹ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ›› ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ... Read more »

ዜና ጠዓሞት ሓምለዋይ ዓሻራ – ናብ ካልኦት ሃገራት ኢትዮጵያ እናካየደቶ እትርከብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ዓሻራ ናብ ካልኦት ሃገራት ብምስግጋር ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ዓሻራ ንምስፍሕፋሕ ንኽትፅዕር ተሓቲታ፡፡ ንዓውዲ ዲፕሎማሲ ሓምለዋይ ዓሻራ ተወሳኺ ዓቕሚ ካብ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ:- ኣብ ክልል ትግራይ ሕርሻ ክረምቲ(ኣብ ዘመነ ምህርቲ 2017/18 ዓ.ም) 26 ሚሊዮን ኩንታል ምህርቲ ንምርካብ እናተሰርሐ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮሙዩኒኬሽን ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ክልል ትግራይ ኣይተ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡– ብብርኪ ትግራይ ወፍሪ ምሃብ ዝተዋደደ ክታባት መከላኸሊ ሕማም ንፍዮ ብዕሊ ትማሊ ምጅማሩ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ገሊፁ። ኣብ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ክኢላ ከታበት ኣይተ ኣዋሽ ሓድጉ ንጋዜጣ ወጋሕታ ከምዝበልዎ፤ ብብርኪ ትግራይ... Read more »

ኣዲስ ኣበባ፡- ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሓሙሽተ ዓመት 1 ሽሕን 347 ወገናት ብሓደጋ ትራፊክ ህይወቶም ከምዝሓለፈን ሓደጋ ትራፊክ ንምቕናስ ሕጊ ዘኽብር ሕብረተሰብ ምፍጣር ወሳኒ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡እዚ ዝተገለጸ “ህይወት ፣ ኣካልን ንብረትን ነድሕን... Read more »

ኣዲስ ኣበባ ፡– ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘሎ ዞባዊ ድሕንነት ንምሕላው ዞባዊ ትካላት ፀጥታ ምጥንኻርን ብሓባር ምስራሕን ኣድላዪ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ዞባዊ ኣኼባ ኮሚቴ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ምብራቕ ኣፍሪካ... Read more »