እዋናዊ ኩነታት ክልል ትግራይ

ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ዝተፈጠረ ቕልውላው ክልል ትግራይን ህዝብን ኣብ ዝተፈላለዩ ፀገም ይርከቡ። ሰባት ሞይቶም፣ተመዛቢሎም፣ትካላት ዓንየን…እየን። እቲ ክልል’ውን ብግዝያዊ ምምሕዳር እንዳተመርሐ ኩነታት ናብ ዝነበርዎ ንምምላስ ፃዕሪ እናገበረ ይርከብ። ፌደራል... Read more »

ኣብ ሃገራዊ ጂኦ-ፖለቲካዊ ጉዳይት ምኽክር ብምግባር፣ ካብ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብልፅግና ዝተመሓላለፈ መልእኽቲ

ዝኸበርኩም ኢትዮጵያውያን፣ ዝኸበርኩም ፈተውቲ ኢትዮጵያ፣ ክቡራትን ክቡራንን፣ ሃገርና ኢትዮጵያ እትርከበሉ ጂኦ-ፖለቲካዊ ሎሚ ከምትማሊ መዕረፊት ናይ ዓለም ዓይኒ ኮይኑ ይርከብ። ካብ ባሕሪ ሜዲትራንያን ቐፂሉ ኣብ ናይ ዓለም ታሪኽ ኣብ ዝግበሩ ዝተፈላለዩ ናይ ንግዲ... Read more »

ኣብ ኢትዮጵያ ድኹም መንግስቲ ንምፍጣር ድሌት ዘለዎም ሓይልታት ኣለው ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፡- ቐንዲ ድሌት ምዕራባውያን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ንምእታው ምፍታን፤ ዕላምኦም ድማ ድኽምቲ ሃገርን ናታቶም ተገዛኢ ዝኾነ መንግስቲ ንምፍጣር ከምዝኾነን ኣይተ ኣንዳርጋቸው ፅጌ ገሊፆም። ኣይተ ኣንዳርጋቸው ፅጌ ምስ ትካል ፕረስ ኢትዮጵያ... Read more »

ብወፍሪ ሓምለዋይ ሓድጊ ንኢትዮጵያ ንኽደና

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ሓድጊ 2013 ዓ.ም ‹‹ንኢትዮጵያ ንኽደና›› በዝብል ዕላዊ ኮይኑ እዩ።ኣብዚ ዓመት ብብርኪ ሃገር 6 ቢሊየን ፈልሲ ክትከል ኢዩ ተባሂሉ።ናብ ጎረባብቲ ሃገራት ድማ 1 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተዳለዉ እውን ተገሊፁ እዩ።ቐዳማይ ሚኒስትር... Read more »

‹‹ስራሕቲ ሕርሻ ንምጅማር እናተሰርሐ ይርከብ›› ኣይተ ኣበበ ገ/ሂወት ምክትል ስራሕ ፈፃሚ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ

ኣብ ትግራይ ብዝነበረ ዘይምርግጋዕ ሰዒቡ ሓረስታይ ትግራይ ኣብ ፀገም ከምዘሎ ዝፍለጥ እዩ፤ እዚ ፀገም ንምፍታሕን ነቐፃሊ ህልውና ህዝቢ ትግራይ ንምርግጋፅን ኣብናይ ሎሚ ክረምቲ ሓረስታይ ክሓርስን ኣቕርቦት ክቐርበሉን ግድን እዩ። እዚ ብዝምልከት እናተሰርሑ... Read more »

ሓበራዊ ሓይሊ ዕማም ደሕንነትን ፀጥታን ዘፍሸሎም ውዲታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብዛ ሃገር ዝፍጠሩ ዘለዉ ፀገማት ሰላምን ምርግጋእን መሰረታዊ ብዝኾነ መገዲ ንምፍታሕ ዘኽእሉ ስጉምትታት እናወሰደ ይርከብ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ንህወሓትን ሸኔን በግብረ ራዕዳዊነት ዝሰየሞም እንትኾን ፣ሓይሊ ዕማም... Read more »

ህዝቢ ማእኸል ዝገበረ ህዱእ ህዝባዊ ሰላምን ምምሕዳርን ኣብ ትግራይ ንምርግጋፅ ዝቐረበ ፃውዒት ዶ/ር ኣብርሃም በላይ በርሀ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ኣብ ክልልና ትግራይ ካብ 24 ጥቅምቲ 2013 ዓ/ም ጀሚሩ ብዝተፈጥረ ጎንፂ ምኽንያት ብርክት ዝበለ ሰብኣዊን ንዋታውን ዕንወት ከምዝበፅሐ ይፍለጥ። ሞት ወገናት፣ ጉድኣት ኣካል፣ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላት፣ ምምዝባልን ልዑል ጉድኣት ስነ-ልቦናን ስነኣእምሮን፣ ብኽነትን... Read more »

‹‹ንኢትዮጵያ ከድሕን ዝኽእል ህዝቢ ኢትዮጵያ ጥራሕ እዩ ›› ጀነራል ብርሃኑ ጁላ

ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን መዓርግ፣ ኣርማ፣ ደንቢ ክዳንን ሓይሊ ባሕሪ ፌዴሪኢን ህንፀት ማእኸል መሰልጠኒ መሰረታዊ ባሕረኛን ኣብ ቢሾፍቱ ዕላዊ ኣብ ዝገበርሉ እዋን ‹‹ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ውሽጣዊን ግዳማዊን ፀላእቲ ግንባር ፈጢሮም... Read more »

ሰብኣዊ ሓገዝን ኩነታት ትግራይን

ኣብ ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ስዒቡ ኣብቲ ክልል ማሕበራዊ ቕልውላው ተፈጢሩ እዩ።ብሚሊዮን ዝቑፀሩ ዜጋታት ተመዛቢሎምን ተፀበይቲ ሓገዝ ኮይኖም እዮም። ቐፃሊ እዋን ክራማት ስለዝኾነ ደማ ዝተመዛበለ ሓረስታይ ናብ መረበቱ ተመሊሱ ንክሓርስን በዝተፈላለየ... Read more »

‹‹ኸቢድ ፈተና ክገጥመና እዩ፣ ንኢትዮጵያ ግና ክነሳግራ ኢና›› ቐዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ

ሻድሻይ ሃገራዊ መረፃ ንምክያድ ውሑዳት ሰሙናት ከምዘተረፍዎ ዝፍለጥ እዩ። ጣብያ መረፃታት ብምኽንያት ኩነታት ፀጥታ ሙሉእ ብሙሉእ ክኽፈት ኣይካኣለን ፣ምዝገባ መረፅቲ ‘ውን ብዝተደለየ መገዲ ብዘይምኻዱ ኣብ ዝሓለፈ ቦርድ መረፃ ምስ ተናሓናሕቲ ፓርቲ ኣብ... Read more »