‹‹ህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ክቕፅል ድዩ ኣይቕፅልን ንዓይ ሕቶ እዩ››-ኣይተ ሊላይ ሃይለማሪያም

  ኣይተ ሊላይ ሃይለማሪያም ረዳ ተወሊዶም ዝዓበይሉ ካብ ከተማ ጂንካ ውፅእ ኢላ ትርክብ ገጠር እንትኸውን ካብ ቐዳማይ እስካዕ ሻምናይ ክፍሊ ኣብ ጂንካ ዝተምሃሩ እንትኸውን ታሽዓይን ዓስራይን ኣብ ሆሳእና ቤት ትምህርቲ ልጅ ኣበበ፣... Read more »

‹‹ናህሪ ዋጋ ንምቕናስ ፅቡቕ ምሕደራ ብምዝርጋሕ መሰረታዊ ሸቐጣት በቢጣብይኡ ክቐርብ ኣለዎ›› -ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገዳ

ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ገዳ ኣብ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክፍሊ ትምህርቲ ኢኮኖሚክስ መምህር እዮም። ንብርክት ዝበሉ ዓመታት ዘምሃሩን ሕዚ ‘ውን ኣብ ምምሃር ዝርከቡ እዮም። ፕሮፌሰር ኣለማየሁ ብዛዕባ ምስ ኢኮኖሚ ዝተተሓሓዙ ነገራት ፅንዓትን ምርምርን... Read more »

‹‹ህወሓት ሃገር ካብ ምፍራስ ወፃኢ ካሊእ ዕላማ ክህልዎ ኣይኽእልን›› – ኣይተ ዮውሃንስ ጎይቶኦም

ኣይተ ዮውሃንስ ጎይተኦም ኣቦ ወንበር ማሕበራት ሲቪክ ኢትዮጵያውያን ተጋሩ እዮም። ኣይተ ይውሃንስ ነባር ተጋዳላይ ህወሓት ዝነበሩ እንትኾኑ ኣብ ከይዲ ብምኽንያት ናይ ዕላማ ፍልልይ ካብ 1985 ዓ.ም ጀሚሮም ካብቲ ውድብ ብምውፃእ ንስርዓት ህወሓት... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ህወሓት ዝሰርሐ መሬት ትግራይ ምድረበዳ ክትኸውን እዩ›› – ኣርቲስት ሰናይት ሃይለማርያም

ፍቕሪ ሃገር ካብ ዝግለፀሎም መገዲ እቲ ሓደ ስራሕ ጥበብ እዩ። ስራሕቲ ጥበበ ሓይሎም ልዑል ካብ ምዃን ተደሓሒዙ ብዙሕ መልእኽቲ ብሓደ ግዘ ብምትሕልላፍ ከምኡ’ውን ኣብ ውሽጢ ልቦና ሰባት ብቕልጡፍ ብምስራፅ ብዘይ ምስሳዕ ዝዝከሩ... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ህወሓት ኣሽንኳይዶ ኢትዮጵያውነት ስምዒትን መንፈስን ትግራዋይነትውን የብሉን››-መምህር ተስፋይ ኣለማየሁ

መምህር ተስፋይ ኣለማየሁ ኣብ ክልል ትግራይ ከባቢ መቐለ ኵሓ ከተማ ዝተወለዱ እንትኾኑ ዝዓበይሉን ካብ ቐዳማይ ክሳብ ካልኣይ ብርኪ ዝተማሃርሉን ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲ ግራት እዩ። ድሕሪ ካልኣይ ብርኪ ትምህርቲ ምውደኦም ኣብ... Read more »

‹‹ጁንታ ህወሓት ሓደ መዓልቲ ‘ውን ንህዝቢ ትግራይ ከም ህዝቢ ሓሲብዎ ኣይፈልጥን››- ኣይተ ኣንጋው ሲሳይ

ኣይተ ኣንጋው ሲሳይ ካብ 1968 ዓ/ም ጀሚሮመረ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ’ዮም። ካብ 1968 እስካዕ 1972 ዓ/ም ኣባል ኢህኣፓ ብምዃን ናብ በረኻ ብምውራድ ዝተቓለሱ እንትኾን፤ ኣብ 1983 ዓ/ም ኢህወደግ መንበረ ስልጣን ምስ... Read more »

‹‹ራዕዳዊ ህወሓት ካብ ርእስና ነቒልና ንምድብራይ ካባና ዝድለ ምትሕብባርን ሓደ ምዃንን ጥራሕ እዩ››-ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ

ኣጀማምራ ቃልሲ ህወሓት ብተደጋጋሚ ከምዝተገለፀን ዶክተር ኣረጋዊ በርሀ ‹‹ታሪኽ ፖለቲካ ህወሓት ›› ኣብ ዝብል መፅሓፎም ከምዘስፈርዎ ዲሞክራስያዊት ኢትዮጵያ፣ መዓርነት ብሄራት ንምርግጋፅ፣ ህዝቢ ስኢንዎ ዝነበረ ፍትሒ ንክሰፍን ሓፈሻዊ ኣብ ሃገር ሰብኣዊ መሰል ንክኸበሩ... Read more »

‹‹ኣዴታት ትግራይ ኣብ ክትዛረቦ ዝኸብድ ፀገም ወዲቐን ይርከባ››ኣይተ ሰለሞን ወልደገሪማ

ኣይተ ሰለሞን ወልደገሪማ ተወላዲ ትግራይ ነባራይ ኣዲስ ኣበባ እንትኾኑ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣብ ‹‹ራእይ ተጋሩ›› ምንቅስቓስን ጎስጓስን እናገበረ ዝርከብን ብሰፊሑ ድማ ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ንነዊሕ እዋን ኣብ ትግራይን ኢትዮጵያውነትን ኣድሂቡ ንቑሕ ተሳትፎ... Read more »

”ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኢትዮጵያ ንሱ ብዝደልያ ፖለቲካ ንምግዛእ ወይ ንምፍራስ ዝዓለመ ኣካይዳ እዩ ዝኸድ ዘሎ‘’- ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል

 ኮማንደር ገብረመስቀል ወልደሚካኤል ኣብ 1956ዓ.ም ኣብ ራያ ኣላማጣ ዝተወለዱ እንትኾኑ ክሳብ 12 ክፍሊ ኣብ ከተማ ኣላማጣ እዮም ተማሂሮም። ድሕሪ 12ክፍሊ ምውዳእ ኣብ 1974 ዓ.ም ናብ ፖሊስ ሰራዊት ዝተፀመሩ እንትኾኑ ኣብ ተፈላለዩ ክፍልታት... Read more »

”ራዕዳዊ ህወሓት ህፃናት ናብ ኵናት እናእተወ ዘርኢ የፅንት ኣሎ‘’- ኣይተ ተሻለ ንጉሰ

ኣይተ ተሻለ ንጉሰ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትግራይ ዲሞክራቲክ ፓርቲ(ትዴፓ) እዮም። ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ተወሊዶም ኣብ ዓድዋ ዝዓበዩ እንትኾኑ ካብ ቐዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ‘ውን ኣብ ዓድዋ ቤት ትምህርቲ ንግስተ ሳባ እዮም... Read more »