ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ተዓዋቲት ፅዋዕ ኣፍሪካ ኮይና

ሃገራዊት ጋንታ ሴኔጋል ኣብ መበል 33 ውድድር ፅዋዕ ኣፍሪካ ሻምፒዮን ኮይና። ሃገራውያን ጋንታታት ሴኔጋልን ግብፅ ዘራኸበ ውድድር ፍፃመ ፅዋዕ ኣፍሪካ፣ ኣብ ስሩዕን ተወሳኺ ሰዓትን ብርቱዕ ንሕንሕ ብምግባረን ሽቶ ከመዝግብ ስለዘይከኣል ብመፍለዪ ፍፁም... Read more »

 ብቕዓት ኣካል ብዙሕ ዝተርፎ ብሄራዊ ጋንታ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ተሳተፊ ካብ ዝኾነሉ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሓደ ነጥቢ ጥራሕ ብምምዝጋብ ካብ ምድቡ ናይ መወዳእታ ብርኪ ሒዙ ውድድሩ ከምዝዛዘመ ዝፍለጥ’ዩ። ናይቲ ፀወታ ኣዳላዊት ካሜሮን ቡርኪና ፋሶን... Read more »

25ሽሕ ተሳታፊ ዝተኻፈልሉ ዓብይ ጉያ

ኣብ ኣፍሪካ ዓብይ ጉያ ጎዳና ዝኾነ ዓብይ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ንመበል 21 ግዘ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ተኻይዱ ‘ዩ፡፡ ኣብቲ ጉያ ኣትሌታትን ዜጋታት ወፃኢ ሓዊሱ 25ሽሕ ጎየይቲ ተሳቲፎም ‘ዮም፡፡ መልዓልን መባፅሕን ኣብ መስቀል... Read more »

‹‹ካብዚ ፀወታ ልምዲ ብምውሳድ ንቐፃሊ ክንዳሎ ኢና ››- ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 33 ፅዋዕ ኣፍሪካ ዝሳተፉ 24 ጉጅለታት እቲ ሓደ ከምዝነበረ ዝፍለጥ ‘ዩ። እቲ ጉጅለ ኣብ ምድቡ ሓደ ምስ መዳለዊት ካሜሮን ፣ ኬፕ ቨርድን ቡርኪናፋሶ ተመዲቡ ሰለስተ ፀወታት ኣብ... Read more »

ገዛ ዕዮ ዋልያታት

ድሕሪ ሸሞንተ ዓመታት ኢትዮጵያ መስራቲት ኣብ ዝነበረትሉ ዓብይ ውድድር ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ ተመሊሳ ዝገበረቶ ናይ መጀመርያ ምድብ ፀወታ ስዕረት ምትእንጋዳ ዝዝከር ‘ዩ ። እቲ ፀወታ ጋንታ ብሄራዊ ኢትዮጵያ ዓብይ ዋጋ ክኸፍሉ ዝኽእሉ... Read more »

ፅዋዕ ኣፍሪካን ጋዜጣ ኣዲስ ዘመንን

ኢትዮጵያ ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ መሰረት ዘፅንሐት ሃገር ከም ምዃና መጠን ናይቲ መድረኽ ዓወት ንሓደ ግዘ ‘ውን እንተኾነ ኣጠዓዒማ ‘ያ፡፡ ኢትዮጵያ ብወርቃማ እግሪ ኩዕሶ ዘመና ፅዋዕ ኣፍሪካ ድሕሪ ሽድሽተ ዓሰርተ ዓመታት ምልዓል እንትኽእል... Read more »

ኣትሌቲክስ ዓለም መጉየይ ጫማ ሓድሽ ሕጊ ኣውፂኡ

መሰረት ገ/ዮሃንስ ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት ኣትሌቲክስ ዓለም ብዝተፈላለዩ ዘመናዊ ቴክኖሎጅታት ኣብ ክትዕ እንትኣቱ ምርኣይ ዝተለመደ ‘ዩ። ኣብ ስፖርት ብርክት ንዝበሉ ዓመታት ዘጓይዩ ተሪፎም ብቴክኖሎጂ እናተተከአ ኣፀጋሚ ዝበሃል ክብረ ወሰናት ብተደጋጋሚ እናሰርሑ ምርካቦም... Read more »

ፅዋዕ ኣፍሪካ ክስረዝ ዝኽእለሉ ዕድል እናሰፍሐ’ዩ

ትፅቢት ዝግበረሉ ብሄራዊ ጋንታ ኢትዮጵያ ዋልያታት ድሕሪ ሸሞንተ ዓመት ዝሳተፍሉ 2022 ፅዋዕ ኣፍሪካ ክናዋሕ ወይ ድማ ክስረዝ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ዝተፈላለዩ ዘገባታት እናወፁ ኸሪሞም እዮም። ምዕራብ ኣፍሪካዊት ሃገር ካሜሮን እተዳልዎ መበል 33... Read more »

ኣዲስ ኣበባ ብኣትሌቲክስ ውፅኢታዊ ንምግባር ፃዕሪ እናተገብረ’ዩ

ኣብ ኣዳባባይ ዓለም ብስፖርት ኣትሌቲከስ ክብርን ዝናን ዝደረበት ኢትዮጵያ፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፍልታት እዛ ሃገር ዓሚቕ ዓቕሚ ስፖርት ዘለዎም መናእሰይ ብስፍሓት ይርከብዋ:: ኩነታት ኣየር፣ ኣቀማምጣ ቦታ ከምኡ’ውን ኩነታት ኣናባብራ ስዒቡ ገና ብዙሓት ካብ... Read more »

ተካእቲ ሉሲ ታሪኽ ንምስራሕ እናተዳለዋ ‘የን

 ቕድሚ ወርሒ ብእንግዶት ዩጋንዳ ዝተዳለወ ናይ ማእኸላይ ምብራቕ ኣፍሪካ (ሴካፋ)፤ ትሕቲ 20 ዓመት ፅዋዕ ብምውሳድ ኣብ ታሪኽ ኩዕሶ እግሪ ደቂ ኣንስትዮ ፈላማይ ዝኾነ ዓብዪ ዓወት ዘሳኽዓ ተካእቲ ጋንታ ሉሲ፤ ኣብ ድሮ ጥዑም... Read more »